score
float32 1.04
1.25
⌀ | Kinyarwanda
stringlengths 10
495
| Tigrinya
stringlengths 10
484
⌀ |
|---|---|---|
1.196992
|
9Ntiyabatandukanyije natwe, imitima yabo yayisukurishije ukwemera.
|
9ልቦም ብእምነት ስለ ዘንጽሀ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኣቶምን ሓንቲ እኳ ኣይፈላለየን።
|
1.196946
|
ISOMO RYA 18 Ba incuti y'Imana iteka ryose!
|
ትምህርቲ 18 ንዘለኣለም ዓርኪ ኣምላኽ ኩን!
|
1.196806
|
15 Ku birebana n'ibyo, tekereza gato ku muntu wa mbere, ari we Adamu.
|
15 ኣብዚ መዳይ እዚ፡ ብዛዕባ እቲ ናይ መጀመርታ ሰብኣይ ዝነበረ ኣዳም እስከ ሕሰብ።
|
1.196791
|
Aw, cya man!
|
"ጸሎት ንግበር ኣቱም ህዝቢ!
|
1.196761
|
8 Reba Agasanduku k'Ibibazo mu Murimo Wacu w'Ubwami wo muri Mata 2010.
|
8 ነታ ኣብ ናይ ሚያዝያ 2010 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዝወጸት "ሳጹን ሕቶ" ርአ።
|
1.196717
|
Dusenga dusaba ko Ubwami bw'Imana buza bukarimbura iyi si mbi ya Satani, bugategeka isi kandi bukayihindura paradizo.
|
መንግስቲ ኣምላኽ ንናይ ሰይጣን ዓለም ከተጥፍኣን ኣብ ልዕሊ ምድሪ ኽትገዝእን ንምድሪ ናብ ገነት ክትልውጣን ንጽሊ ኢና።
|
1.196618
|
Marayika uvuye mu ijuru aramubonekera, amwongera imbaraga (Luka22: 41-43).
|
ዜበራትዖ መልኣኽ ካብ ሰማይ ተራእዮ።
|
1.196482
|
Werurwe 2014 _ Icyo Imana yagukoreye
|
መጋቢት 2014 _ ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧
|
1.196446
|
IGICE CYA 30 Imishyikirano Yesu afitanye na Se
|
ምዕራፍ 30 የሱስ ምስ ኣቦኡ ዘለዎ ዝምድና
|
1.196438
|
vAravuga ati: yemwe Bantu bajye ! mu by'ukurijye kuri mwe ndi umuburizi ugaragara.
|
ንሱ ድማ፡ ሕራይ እድይብ፡ ኣነ ኸማኻ፡ ህዝበይ ከም ህዝብኻ፡ ኣፍራሰይ ከም ኣፍራስካ፡ በለ።
|
1.196317
|
Nanone natekereje umuryango wange.
|
ብዛዕባ ስድራ ቤተይ እውን ሓሰብኩ።
|
1.196262
|
18.Uwumva wese amagambo yâ€TMubuhanuzi bwâ€TMiki gitabo ndamuhamiriza nti "Nihagira umuntu uzongera kuri yo, Imana izamwongeraho ibyago byanditswe muri iki gitabo.
|
18ኣነ ነዘ ኣብዘ መጽሓፍ እዙይ ዘሎ ቓል ትንቢት ንዘሰምዑ ዂሎም አጠንቅቖም ኣለኹ፦ ሓደኳ ናብዘን ቃላት እዚኣተን እንተ ወሰኸ እግዚኣብሔር ከዓ ኣብዘ መጽሓፍ እዙይ ተጽሒፉ ዘሎ መቕሠፍቲ ኽዉስኸሉ እዩ።
|
1.196201
|
unyigishe ugushaka kwawe.
|
ፍቓድካ ኽገብር ምሃረኒ።
|
1.196122
|
18.Uwumva wese amagambo y'ubuhanuzi bw'iki gitabo ndamuhamiriza nti "Nihagira umuntu uzongera kuri yo, Imana izamwongeraho ibyago byanditswe muri iki gitabo.
|
18ኣነ ነዘ ኣብዘ መጽሓፍ እዙይ ዘሎ ቓል ትንቢት ንዘሰምዑ ዂሎም አጠንቅቖም ኣለኹ፦ ሓደኳ ናብዘን ቃላት እዚኣተን እንተ ወሰኸ እግዚኣብሔር ከዓ ኣብዘ መጽሓፍ እዙይ ተጽሒፉ ዘሎ መቕሠፍቲ ኽዉስኸሉ እዩ።
|
1.196092
|
"Uwo ni wo muzuko wa mbere.
|
) እዚ እቲ ቐዳማይ ትንሳኤ እዩ።
|
1.196073
|
18Yozefu aramubwira ati "Dore igisobanuro: Inkangara eshatu ni iminsi itatu.
|
18 ዮሴፍ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ "ትርጉሙ እዚ እዩ፦ እቲ ሰለስተ መሶብ፡ ሰለስተ መዓልቲ እዩ።
|
1.195835
|
Yaravuze ati "nk'uko iminsi ya Nowa yari iri, ni ko no kuhaba k'Umwana w'umuntu [cyangwa iminsi y'imperuka] kuzaba.
|
ከምዚ ድማ በለ፦ "ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ወዲ ሰብ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን [ወይ፡ ዳሕሮት መዓልትታት] ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
|
1.195785
|
Nuko bajya mu bwato bambukira ahantu hadatuwe bagira ngo biherere.
|
32ንሳቶም ከዓ ንበይኖም ብጃልባ ተሳጊሮም ናብ ጽምዊ ቦታ ኸዱ።
|
1.195747
|
Ni mu buhe buryo Abeli atuvugisha muri iki gihe?
|
ሎሚ ኣቤል ንዓና ዚዛረበና ዘሎ ብኸመይ እዩ፧
|
1.195678
|
IGICE CYA 14 Tube inyangamugayo muri byose
|
ምዕራፍ 14 ኣብ ኵሉ ሓቀኛ ኹን
|
1.195634
|
Ngo yaje "ari umugabo wo guhamya iby'urumuri kugira ngo bose bamukeshe kwemera."
|
"ኵሎም ዓይነት ሰባት ብእኡ ምእንቲ ኺኣምኑ፡ ንሱ ብዛዕባ ብርሃን ምእንቲ ኺምስክር፡ ምስክር ኰይኑ መጸ።
|
1.195593
|
Dushake Ubwami aho gushaka ibintu
|
ስጋዊ ነገራት ዘይኰነስ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድለ
|
1.195584
|
13 Reka noneho dusuzume ibirebana n'uko dufata bagenzi bacu duhuje ukwizera.
|
13 ሕጂ ድማ ብዛዕባ እቲ ኣመንቲ ንዝዀኑ ብጾትና እንሕዘሉ መገዲ ንርአ።
|
1.195568
|
19 Tujye twunga ubumwe.
|
19 ንሓድሕድና ንቀራረብ።
|
1.195388
|
Tekereza ibyishimo yagize igihe yashoboraga kureba ku ncuro ya mbere mu buzima bwe!
|
ኣብ ህይወቱ ንመጀመርታ ግዜ ኺርኢ ብምኽኣሉ እተሰምዖ ሓጐስ እሞ ገምቶ!
|
1.195386
|
Dore mwebweho musenga icyo mutazi, ariko twebweho dusenga ibyo tuzi kuko agakiza kava mu Bayuba.
|
Tigr 22ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፤ ንሕና ግና ምድኃን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ ንእንፈልጦ ኢና እንሰግድ።
|
1.195276
|
Aburahamu yari kuzaba "ishyanga rikomeye" kandi imiryango yose yo ku isi yari kuzihesha imigisha binyuze kuri we.
|
ንኣብራም፡ "ዓብዪ ህዝቢ" ኸም ዚኸውን፡ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ኸኣ ብእኡ ኸም ዚባረኹ ቓል ኣተወሉ።
|
1.195088
|
"Tubwire, ibyo bizaba ryari?"
|
"እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧"
|
1.195045
|
Mutarama 2014 _ Ese iyo umuntu apfuye biba birangiye?
|
ጥሪ 2014 ሞት መወዳእታ ዅሉ ድዩ፧
|
1.19503
|
"Iyaba warumviye amategeko yanjye uba waragize amahoro ameze nk' uruzi, gukiranuka kwawe kuba kwarabaye nk' umuraba w' inyanja, kandi urubyaro rwawe rukangana n' umusenyi, n' abava mu nda yawe bakamera nk' imonyi yawo."
|
ኣየ: ትእዛዛተይ ሰሚዕካ እንተ ትኸውንሲ: ሰላምካ ኸም ወሓዚ: ጽድቅኻውን ከም ማዕበል ባሕሪ ምዀነ ነይሩ።
|
1.194999
|
19 Bibiliya ishobora guhindura ubuzima bwawe.
|
19 መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወትካ ኪቕይሮ ይኽእል እዩ።
|
1.194947
|
Kamena 2014: Ni iki kiranga incuti nyancuti?
|
፡ ሰነ 2014፦ ናይ ሓቂ ዓርኪ ኸመይ ዝበለ እዩ፧
|
1.194793
|
9:00 Amategeko ya Kristo ni iki?
|
10:00 ሕጊ ክርስቶስ እንታይ እዩ፧
|
1.194649
|
IGICE CYA 4 Impamvu tugomba kubaha ubutware
|
ምዕራፍ 4 ንስልጣን ከነኽብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
|
1.194262
|
Benshi mu Bisirayeli azabahindurira ku Mwami Imana yabo,
|
ንብዙሓት ካብ ህዝቢ እስራኤል ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኾም ክመልሶም ኢዩ።
|
1.194168
|
Mose arongera ati 'ntihazagire umuntu uraza kuri iyo manu ngo igeze ku wundi munsi.'
|
ሙሴ ድማ፡ ሓደ እኳ ኻብኡ ገለ ኽሳዕ ንጽብሒቱ ኣየትርፍ፡ በሎም።
|
1.194097
|
Inyanja igarura abapfuye bo muri yo, Urupfu nâ€TMIkuzimu bigarura abapfuye bo muri byo, bacirwa imanza zikwiriye ibyo umuntu wese yakoze.
|
ባሕሪ ኸኣ ነቶም ኣብኣ ዘለዉ ምዉታት ሃበት፣ ሞትን መቓብርን እውን ኣባታቶም ዘለዉ ምዉታት ሃቡ፣ ነፍሲ ወከፎም ከኣ ከከም ግብሮም ተፈርዱ።
|
1.194085
|
Ibaze uti "Nakwigana nte ubutwari bwa Ezekiyeli?"
|
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦ 'ንትብዓት ህዝቅኤል ክቐድሓ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧'
|
1.194046
|
"Nakuriye muri Saluvadoru.
|
"ኣብ ኤል ሳልቫዶር እየ ዓብየ።
|
1.19402
|
Ese hari uwashoboraga kumukiza? * - Rom 7:24.
|
እሞኸ ኼድሕነና ዚኽእል ኣሎዶ፧ * - ሮሜ 7:24።
|
1.19386
|
"Bazubaka amazu bayabemo, kandi bazatera inzabibu barye imbuto zazo. . . .
|
"ኣባይቲ ኺሰርሑን ኪነብሩለንን እዮም፡ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ፍሬኡውን ኪበልዑ እዮም።
|
1.193803
|
"Ubwami bwawe nibuze" - Ariko se buzaza ryari?
|
"መንግስትኻ ትምጻእ" - ግናኸ መዓስ፧
|
1.193583
|
52Ni nde mu bahanuzi, abasekuruza banyu batatoteje?
|
52ካብ ነቢያትከ ኣቦታትኩም ዘየሳጐጕዎ መን ኣሎ?
|
1.193553
|
IGICE CYA 14 Jya uba inyangamugayo muri byose
|
ምዕራፍ 14 ኣብ ኵሉ ሓቀኛ ኹን
|
1.193499
|
"Nzi ko azazuka ku muzuko" - Yoh 11:24 _ Igazeti yo kwigwa
|
"ብትንሳኤ ኸም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ" - ዮሃንስ 11:24 _ መጽናዕቲ
|
1.193335
|
Hanyuma yongeyeho ati "ndabaha itegeko rishya ngo mukundane; nk'uko nabakunze namwe abe ari ko mukundana.
|
ኣስዕብ ኣቢሉ ኸኣ፡ "ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ።
|
1.193332
|
Ariko hari bamwe muri mwe batizera."
|
ገለ ኻባኻትኩም ግና ዘይኣምኑ ኣለዉ" በሎም።
|
1.19329
|
Amategeko ya mbere atatu ni ay'Imana urugero: Jya usenga Imana imwe gusa."
|
ኰይኑ ግና፡ ሰለስተ ዘይኰነስ፡ ሓደ ኣምላኽ ከም ዚዀኑ እዩ ዚሕሰብ።
|
1.193288
|
18 Guteza imbere inyungu z'Ubwami bisaba gushyiraho imihati.
|
18 ንረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድጋፍ፡ ብዙሕ ዕዮ እዩ ዜድሊ።
|
1.193262
|
Natani yaravuze ati: "Habayeho abantu babiri mu mudugudu umwe, umwe yari umutunzi, undi yari umukene.
|
ንሱ ኸኣ ናብኡ አትዩ በሎ፡ ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኽልተ ሰብኣይ ነበሩ፡ እቲ ሓደ ሃብታም፡ እቲ ሓደ ድማ ድኻ።
|
1.193231
|
Aho bari bahagaze, bashoboraga kwitegereza urwo rusengero rw'agahebuzo.
|
ኣብኡ ዀይኖም ድማ ነታ እተደንቕ ቤተ መቕደስ ኪርእይዋ ይኽእሉ ነይሮም እዮም።
|
1.193031
|
16 Jya ushakisha uburyo bwo gutera abandi inkunga.
|
16 ንዝረኸብካዮ ኣጋጣሚ ንኻልኦት ንምትብባዕ ተጠቐመሉ።
|
1.19289
|
Ababyeyi bakurikiza bate ibivugwa muri Yakobo 1:19?
|
ወለዲ ንያእቆብ 1:19 ኺትግብርዋ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧
|
1.192866
|
4 Mu gihe cya Nowa, Imana yatanze amabwiriza yatumye abantu barokoka.
|
4 ብግዜ ኖህ፡ ኣምላኽ ናብ ድሕነት ዚመርሕ መምርሒ ሂቡ እዩ።
|
1.192768
|
"Abantu batangajwe no kubona ukuntu nagendaga mpinduka"
|
"ሰባት በቲ ዝገበርክዎ ለውጢ ኣዝዮም እዮም ዚድነቑ"
|
1.19255
|
Ukwakira 2015 _ Ibibazo bitatu abantu bifuza kubaza Imana
|
ጥቅምቲ 2015 ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት
|
1.19252
|
By Ayo Oyoze Baje -
|
ከምዚ እንተተገይሩ -
|
1.192443
|
Satani ni umwanzi w'Imana, kandi natwe ni umwanzi wacu.
|
ሰይጣን ጸላኢ ኣምላኽ እዩ: ንዓናውን ጸላኢና እዩ።
|
1.19232
|
"Nakora iki ngo kwiga Bibiliya binshimishe?" - Gashyantare 2012
|
"ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝገብሮ መጽናዕቲ ብኸመይ ባህ ዜብል ክገብሮ እኽእል፧" - ለካቲት 2012
|
1.192227
|
Yesu yaramushubije ati "nabwiye isi ku mugaragaro.
|
የሱስ ከኣ፡ "ኣነ ንዓለም ብግህዶ እየ ተዛሪበያ።
|
1.192127
|
12 Hari byinshi ababyeyi bakwigira kuri Yozefu.
|
12 ወለዲ ኻብ ዮሴፍ ብዙሕ ኪምሃሩ ይኽእሉ እዮም።
|
1.192095
|
5 Tekereza iyo uza kuba Asa.
|
5 ኣብ ቦታ ኣሳ ኸም ዘለኻ ጌርካ እሞ ሕሰብ።
|
1.191835
|
Jye na Sandra dufite ibyishimo tutigeze tugira mbere hose!"
|
ኣነን ሳንድራን ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ሕጉሳት ኢና" በለ።
|
1.191832
|
B ageze imuhira, abantu benshi bongera guterana, bituma badashobora kugira icyo barya.
|
20ኢየሱስ ናብ ገዛ ምስ ኣተወ ኸዓ ንሱን ደቀ መዛሙርቱን ምብላዕ ምግቢ ኽሳዕ ዝስእኑ መሊሱ ብዙኅ ሕዝቢ ተኣከበ።
|
1.191615
|
"Umunsi w'Umwami" watangiye ryari, kandi se ni iki cyabayeho nyuma yaho?
|
"መዓልቲ ጐይታ" መዓስ ጀሚራ፧ ድሕሪኡኸ እንታይ ኰይኑ፧
|
1.191288
|
Kandi burya umujinya ni signes ya faiblesse n'ubwoba.
|
ምልካውያን ራዕድን ፍርህን ዝለዓለ መለለይኦም ኢዩ።
|
1.191111
|
Gira amahoro, kandi amahoro abe ku bagutabara,
|
ሰላም፡ ሰላም ንዓኻ ይኹን፡ ነቶም ዚሕግዙኻ እውን ሰላም ይኹን።
|
1.191084
|
Nuko rero, biragaragara neza ko Imana itahinduye kamere mu Isezerano Rishya, ko ari nako yahoze mu Isezerano rya Kera.
|
ስለዚ ብንጹር ፡ ኣምላኽ ብሉይ ኪዳን ካብቲ ናይ ሓድሽ ኪዳን ዝተፈልየ ኣይኮነን ።
|
1.191064
|
3 Reba agatabo Un livre pour tous.
|
3 ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ ዘርእስታ ብሮሹር ርአ።
|
1.191029
|
Ahubwo yaravuze ati "iyo ndwara si iyo kumwica, ahubwo ni iyo guhesha Imana ikuzo kugira ngo Umwana w'Imana ahabwe ikuzo binyuze kuri yo."
|
የግዳስ፡ "እዚ ሕማም እዚ፡ ወዲ ኣምላኽ ብእኡ ምእንቲ ኪኸብር፡ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ንሞት ኣይኰነን" በለ።
|
1.190954
|
Dore mwebweho musenga icyo mutazi, ariko twebweho dusenga ibyo tuzi kuko agakiza kava mu Bayuba.
|
ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና ምድኃን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ እንፈልጦ ኢና ንሰግድ።
|
1.190929
|
18 Abagize ubwoko bw'Imana bose bungukiwe n'Ishuri ry'Umurimo w'Ubwami.
|
18 ኵሎም ህዝቢ ኣምላኽ ካብ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣምላኽ ተጠቒሞም እዮም።
|
1.190885
|
17 Inyandiko zigenewe abatari Abahamya.
|
17 ንህዝቢ ዚኸውን ጽሑፋት።
|
1.190864
|
Gicurasi 2013 _ Ese Imana igira ubugome?
|
ግንቦት 2013 ኣምላኽ ጨካን ድዩ፧
|
1.190778
|
12 "Abamenye ukuri bose" bashobora gusubiza icyo kibazo (2 Yoh 1).
|
12 "ኵሎም እቶም ንሓቂ ዚፈልጥዋ ዘበሉ፡" ንመልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ይፈልጥዋ እዮም።
|
1.190732
|
Abisirayeli bakundaga abanyamahanga (Reba paragarafu ya 11-13)
|
እስራኤላውያን ንመጻእተኛታት ይፈትውዎም ነበሩ (ሕጡብ ጽሑፍ 11-13 ርአ)
|
1.190609
|
"Kuko ari yo yahaye bose ubugingo no guhumeka n'ibindi byose."
|
ንሱ ንዅሉ ሰብ ሕይወትን ትንፋስን ኵሉ ነገርን ዚህብ እዩ።
|
1.190604
|
16 Abasaza n'abakozi b'itorero ntibatunganye.
|
16 ሽማግለታትን ኣገልገልቲ ጉባኤን ፍጹማት ኣይኰኑን።
|
1.190467
|
Uko waba incuti y'Imana (Yakobo 2:23)
|
ብኸመይ ዓርኪ ኣምላኽ ክትከውን ከም እትኽእል (ያእቆብ 2:23)
|
1.19035
|
Yesu yarasobanuye ati "[Yehova] si Imana y'abapfuye, ahubwo ni iy'abazima."
|
የሱስ፡ "ንሱ [የሆዋ፡] ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን" በለ።
|
1.190118
|
24 Uko si ko byagendekeye Kayini.
|
24 ኵነታት ቃየል ግና እተፈልየ እዩ ነይሩ።
|
1.189982
|
Urupfu si iherezo: Vana isomo kuri Yesu na Lazaro (Yohana 11)
|
ሞት መወዳእታ ኣይኰነን፦ ካብ የሱስን ኣልኣዛርን ተምሃር (ዮሃንስ 11)
|
1.189907
|
7 Yisome wateguye umutima.
|
7 ብኽፉት ኣእምሮ ኣንብብ።
|
1.189903
|
"Abantu bawe bazitanga babikunze"
|
"ህዝብኻ ፈትዩ ይመጽእ"
|
1.189895
|
Menya uko Imana ibona abageze mu za bukuru.
|
ኣምላኽ ብዛዕባ ኣረጋውያን ዘለዎ ኣረኣእያ መርምር።
|
1.189884
|
Yezu abasubiza avuga ati "Koko igihe kirageze cyo kugira ngo Umwana w'umuntu akuzwe.
|
የሱስ ድማ መሊሱ በሎም፡ ወዲ ሰብ ኪኸብር፡ ጊዜኡ በጺሓ እያ።
|
1.189454
|
Kandi nta n'umwe muri bo uzayamenya, ariko abanyabwenge bazayamenya.
|
እቶም ጠቢባን እዮም ዜስተውዕልዎ እምበር፣ ካብቶም ረሲኣንሲ ሓደ እኳ ኣይኬስተውዕሎን እዩ።
|
1.189407
|
Yifuza kuzakubona ufite "ubuzima nyakuri."
|
ነታ "ናይ ሓቂ ህይወት" ክትረኽባ ይደልየካ እዩ።
|
1.189366
|
8 Icya gatatu, buri gihe si ko tubona uko umuntu agenda ahinduka.
|
8 ሳልሳይ፡ ነቲ ሓደ ሰብ ዚገብሮ ዘሎ ለውጢ እንፈልጦ፡ ኵሉ ሳዕ ኣይኰንናን።
|
1.18935
|
Nta kibi nakoreye Abayahudi nk'uko nawe ubizi neza.
|
ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኸም ዘለኻ፡ ንኣይሁድ ኣይበደልክዎምን።
|
1.189212
|
Mat.24:42: "nuko mube maso kuko mutazi umunsi Umwami wanyu azaho. "
|
42 - ስለዚ ጐይታኹም በየነይቲ ሰዓት ከም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም እሞ፡ ንቕሑ።
|
1.189186
|
8 Reka dusuzume inkuru ivuga ibya Nowa.
|
8 ታሪኽ ኖህ እሞ ንርአ።
|
1.189169
|
Miriyoni 22 incuro ebyiri mu kwezi mu cyongereza gusa
|
ኣብ ከክልተ ወርሒ 22 ሚልዮን ብእንግሊዝኛ ጥራይ
|
1.189095
|
Ahamagara umugaragu umwe amubaza ibyabaye ibyo ari byo.
|
ነቶም ቀደም ዝመደቦም፥ ንኣኣቶም ኸኣ ጸውዖም።
|
1.188984
|
6 Udukarita two kubwiriza.
|
6 ካርድታት ምስክርነት።
|
1.188746
|
"Nzi ko azazuka"
|
"ከም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ"
|
1.188688
|
10 Abadayimoni bayobya abantu mu buryo bwinshi.
|
10 ኣጋንንቲ ንሰባት ብእተፈላለየ መገዲ የታልልዎም እዮም።
|
1.188681
|
Ese hari ibibazo wibaza ku bihereranye n'igihe kizaza?
|
ብዛዕባ መጻኢ፡ ሕቶታት ኣሎካዶ፧
|
1.188596
|
Azagarura abana benshi ba Israheli kuri Nyagasani
|
ንብዙሓት ህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣምላኾም ክመልሶም እዩ።
|
1.188582
|
Mu Bafilipi 4:5 hadufasha hate mu birebana no kwivuza?
|
ንኽንክን ጥዕና ብዚምልከት፡ ፊልጲ 4:5 ብኸመይ ክትሕግዘና ትኽእል፧
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.