score
float32 1.04
1.25
⌀ | Kinyarwanda
stringlengths 10
495
| Tigrinya
stringlengths 10
484
⌀ |
|---|---|---|
1.208593
|
25 Nuko mwiyambur' ibinyoma, umuntu wes'avugan'ukuri na mugenzi we, kuko turi ingingo za bagenzi bacu.
|
25 - ስለዚ ኸኣ ንሓሶት ንየው በልዎ፡ ኣካል ሓድሕድ ኢና እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ምስ ብጻዩ ሓቂ ተዛረቡ።
|
1.208518
|
Naho mwebwe, abubaha izina ryanjye, izuba ry'ubutabera rigiye kubarasiraho, ribazanire agakiza mu mirasire yaryo.
|
"ንኣኻትኩም ስመይ እትፈርሁ ግና፡ ፀሓይ ጽድቂ ኽትበርቀልኩም እያ፡ ምድሓን ከኣ ኣብ ኣኽናፉ እዩ።
|
1.208504
|
"Mwazakundisiya mu Dindi cha" (10)
|
"ንዓይ ኣብ መቓብር ኣይክትሓድገንን ኢኻ" (10)
|
1.208482
|
4 Twese dukenera guterwa inkunga.
|
4 ኵላትና መተባብዒ የድልየና እዩ።
|
1.207753
|
"So wo mu ijuru arazigaburira.
|
'ሰማያዊ ኣቦኹም እዩ ዚምግበን።
|
1.207748
|
Kanama 2013: Ushobora kurama igihe kingana iki?
|
, ነሓሰ 2013፦ ንኽንደይ ዓመት ኢኻ ኽትነብር እትኽእል፧
|
1.207689
|
Ku izina ry'Imana nyir'impuhwe nyir'imbabazi.
|
ብስም ኣላህ እቲ ፍጹም ርህሩህ እቲ ኣዝዩ ራህራሂ
|
1.207667
|
Ibyo abamwubaha bashaka arabikora;
|
ፍቓድ እቶም ዚፈርህዎ ይፍጽም።
|
1.206982
|
Mutarama 2014: Urubuga rwihariye
|
፡ ጥሪ 2014፦ ፍሉይ ወብ ሳይት
|
1.206578
|
Salomon yarasenze Imana imuha ubwenge ayobora igihugu mu mahoro yose kandi habaho uburumbuke budasanzwe.
|
ንጉስ ሰሎሞን ከኣ ብሃብትን ጥበብን ካብ ኲሎም ነገስታት ምድሪ ዐበየ።
|
1.206261
|
Kandi Imana ni nyir'imbaraga nyir'ubugenge."
|
ኣምላኽ፡ ማእለያ ዘይብሉ ሓይልን ጥበብን ኣለዎ።
|
1.206176
|
Nimwemera mukumvira muzarya ibyiza byo mu gihugu."
|
ሕራይ እንተ በልኩምን እንተ ተኣዘዝኩምንሲ፡ ጣኦሚ እታ ምድሪ ኽትበልዑ ኢኹም።
|
1.206097
|
'Ndalizyibya zina lyako' (26)
|
"ስምካ ኣፍሊጠዮም ኣለኹ" (26)
|
1.205996
|
Ese wagombye gutinya imperuka?
|
መወዳእታ ዓለም ኬፍርሃካ ይግባእዶ፧
|
1.205979
|
Idusobanurira uko Imana izasohoza umugambi wayo, igatuma ubuzima burushaho kuba bwiza ku isi.
|
ኣምላኽ ብኸመይ ዕላማኡ ኸም ዚፍጽምን ኣብ ምድሪ ዝሓሸ ዅነታት ብኸመይ ከም ዜምጽእን ይገልጸልና።
|
1.205942
|
n'icyo zifubika
|
ኣብ ልዕሊ ዅሉ ገማግሙ ኸኣ ኪውሕዝ እዩ፣
|
1.205853
|
28 kuko aya ari amaraso yanjye y'isezerano rishya, ava ku bwa benshi ngo bababarirwe ibyaha
|
እዛ ጽዋእ እዚኣ በቲ ምእንታኹምን ምእንቲ ብዙሓትን ንሕድገት ሓጢኣት ዚክዖ ደመይ ሓድሽ ኪዳን እያ።
|
1.20561
|
Nuko haza umwe muri ba bamalayika barindwi bari bafite inkongoro ndwi, zuzuyemo ibyorezo birindwi by'imperuka, maze arambwira ati "Ngwino nkwereke umwari, umugeni wa Ntama."
|
ካብቶም በተን ዳሕሮት ሾብዓተ መዓት ዝመልኣ ሾብዓተ ጽዋእ ዝሐዙ ሾብዓተ መላእኽቲ ኸኣ ሓደ መጸ እሞ፡ ነታ መርዓት፡ ሰበይቲ እቲ ገንሸል፡ ከርእየካስ ንዓ፡ እናበለ ተዛረበኒ።
|
1.205095
|
39 Musesengura Ibyanditswe kuko mutekereza kubibonamo ubugingo buhoraho, kandi ari byo nyine bihamya ibyanjye.
|
39 - ናይ ዘለኣለም ህይወት በተን ጽሑፋት እትረኽቡ እናመሰለኩምሲ ትምርምርወን ኣሎኹም፡ ንሳተን ከኣ ብዛዕባይ እየን ዚምስክራ።
|
1.205091
|
Dawidi ntiyigeze yibagirwa incuti ye Yonatani.
|
ስለዚ፡ ዳዊት ንዓርኩ ዮናታን ፈጺሙ ኣይረስዖን።
|
1.205011
|
Ntimwabimenyeshejwe se kuva mu ntangiriro ?
|
ካብ መጀመርታዶ ኣይተነግረኩምን፧
|
1.204867
|
Imana ikoresha uwo ishatse, ikamukoresha igihe ishakiye, ikamukoreshereza aho ishatse.
|
እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዝህቦ ህያብ መልሲ ከይደለየ ከይለመንዎ ንፍጥረታ ዘድልዮም ነገራት ኵሉ ፈሊጡ ይህብ።
|
1.204622
|
20 Jya ufasha abandi kugira ukwizera gukomeye.
|
20 ንኻልኦት፡ እምነቶም ኬደልድሉ ሓግዞም።
|
1.204598
|
14 Yozefu yagiraga amakenga.
|
14 ዮሴፍ ጥንቁቕ እዩ ነይሩ።
|
1.20459
|
33Ubwo se igihe cy'izuka uwo mugore azaba uwa nde muri abo, ko bose bamutunze uko ari barindwi?"
|
33እምበኣርከስ ሸውዓቲኦም ኣእትዮምዋ ነይሮም እዮም እሞ እታ ሰበይቲ እቲኣ ብትንሣኤ ሙታን ሰበይቲ ኣይንኦም ክትከውን እያ?
|
1.204439
|
Arongera arasenga, nuko ijuru rigusha imvura, ubutaka bumeza imyaka yabwo."
|
ከም ብሓድሽ ድማ ጸለየ፡ ሰማይ ከኣ ዝናም ሀበ፡ ምድሪውን ፍሪኣ ኣብቈለት።
|
1.20429
|
"Yehova yabazanye mu Bufaransa kugira mumenye ukuri"
|
"የሆዋ ሓቂ ኽትፈልጡ ኢሉ እዩ ናብ ፈረንሳ ኣምጺኡኩም"
|
1.20417
|
Da nga bakere Bagamuahe rogo zegino?
|
ኣብ ዩኒቨርስ እቲ ዝለዓለ ወሃብ ውህበት መን እዩ፧
|
1.203865
|
Na Nyagasani wawe umukuze.
|
ይርድኦ እዩ እኮ እቲ ጐይታካ
|
1.203755
|
"Abana banjye bakunda uru rubuga.
|
"ደቀይ ነዚ ወብ ሳይት ይፈትውዎ እዮም።
|
1.203696
|
19 "Uye usaba.
|
19 "'ኣይትስረቕ እውን።
|
1.203647
|
Ni iki twagombye kwibuka ku birebana n'abantu 144.000?
|
ብዛዕባ እቶም 144,000 እንታይ ክንዝክር ይግባእ፧
|
1.203436
|
2 Ese ushobora kwiyumvisha uko uwo mushiki wacu yiyumva?
|
2 ንስምዒት እዛ ሓብቲ እዚኣ ኽትርድኦ ትኽእልዶ፧ እቲ ዜሕዝን፡ ኣብዛ ናይ ሰይጣን እክይቲ ዓለም፡ ናብራ ህይወት እዚ ዘይብሃል ጸቕጥታት እዩ ዚፈጥር፣ እዚ ኸኣ ጭንቀት ኬምጽእን ንሓደ ሰብ ከም ዚኸብዶ ኺገብርን ይኽእል እዩ።
|
1.203398
|
Dore mwebweho musenga icyo mutazi, ariko twebweho dusenga ibyo tuzi kuko agakiza kava mu Bayuba.
|
ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ።
|
1.203328
|
Twebweho ntituri abantu bo gutezuka ngo bitume tworama, ahubwo turi abantu bafite ukwemera kuzaduhesha uburokorwe.
|
39ንሕና ግና ምስቶም ንድኅሪት ተመሊሶም ዝጠፍኡ ዘይኮንናስ ምስቶም ብእምነት ዝድኅኑ ኢና።
|
1.203249
|
13 Jya ushyigikira abadakomeye.
|
13 ንድኹማት ደግፎም።
|
1.203087
|
...ahubwo namwe nimutihana muzarimbuka mutyo mwese.
|
5ኣይፋሉን፤ እንተ ዘይተነሲሕኹምስ ኲልኻትኩምውን ከምኣቶም ክትጠፍኡ ኢኹም በሎም።
|
1.203082
|
Ntitwaremwe se n'Imana imwe?
|
ሓደ ኣምላኽዶኸ ኣይኮነን ዝፈጠረና?
|
1.202989
|
Aho hagira hati 'Imana ubwayo izabana na bo.
|
እታ ጥቕሲ ኸምዚ ዝስዕብ እያ እትብል፦ "ኣምላኽ ባዕሉ እውን ምሳታቶም ኪኸውን እዩ።
|
1.202944
|
Mbese wibwira yuko ntabasha gusaba Data, akanyoherereza abamarayika nonaha basāga legiyoni cumi n'ebyiri?
|
ነቦይ ምልማኑ ዘይከኣለኒ፡ ንሱ ኸኣ ካብ ዓሰርተው ክልተ ለጌዎን ዚበዝሑ መላእኽቲ ሕጂ ኺሰደለይ ዘይኽእልዶ ይመስለካ አሎ፧
|
1.20287
|
"Ubu muri ubwoko bw'Imana"
|
'ሕጂ ህዝቢ ኣምላኽ ኢኹም'
|
1.202817
|
Ariko igihe ibyo bizaboneka (ndetse biraje), ni bwo bazamenya ko bahozwemo n'umuhanuzi."
|
ምስ ዚመጽእ ግና፦ እንሆ፣ ይመጽእ ኣሎ፦ ሽዑ ነብዪ ኣብ ማእከሎም ከም ዝነበረ ኺፈልጡ እዮም።
|
1.202571
|
16 Rushaho kwiringira Bibiliya.
|
16 ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎካ እምንቶ ኣደልድል።
|
1.202489
|
Ntabwo ari Imana y'abapfuye, ahubwo ni iy'abazima."
|
እግዚአብሔር ኣምላኽ ሕያዋን እምበር ኣምላኽ ምዉታን ኣይኮነን እሞ (ማቴ.
|
1.202318
|
Data wo mu ijuru azi byose.
|
እቲ ሰማያዊ ኣቦና ዅሉ ይፈልጥ እዩ።
|
1.202317
|
28 kuko aya ari amaraso yanjye y'isezerano rishya, ava ku bwa benshi ngo bababarirwe ibyaha
|
ጽዋእ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ እዚ ምእንቲ ብዙሓት ንሕድገት ሓጢኣት ዝፈስስ ዘሎ ናይ ሓድሽ ኪዳን ደመይ እዩ እሞ፡ ካብዚ ኩልኹም ስተዩ።
|
1.202305
|
Kuki Yesu yatwigishije gusenga dusaba ibyo bintu bitatu? - Reba Ibisobanuro bya 20.
|
) የሱስ ብዛዕባ እዘን ሰለስተ ነገራት ክንጽሊ ዝመሃረና ስለምንታይ እዩ፧ - ተወሳኺ ሓበሬታ 20 ርአ።
|
1.20223
|
Impamvu tugomba 'gukomeza kwera imbuto nyinshi'
|
ስለምንታይ ኢና 'ብዙሕ ፍረ እንፈሪ'፧
|
1.20223
|
Kwishimana n'abishimye no kurirana n'abarira.
|
" ምስቶም ዚሕጎሱ ተሓጐሱ ምስቶም ዚበኽዩ ብኸዩ።
|
1.201798
|
25Yezu aramubwira ati "Ni jye zuka n'ubugingo; unyemera, n'aho yaba yarapfuye, azabaho.
|
25 የሱስ ከኣ፡ ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ።
|
1.201463
|
N'umubyeyi umubyara,
|
ብኣቦ-መንበር ስ.
|
1.201442
|
Nuko Imana ikazahanagura icyitwa amarira cyose ku maso yabo."
|
ኣምላኽ እውን ካብ ኣዒንቶም ንብዓት ዘበለ ኺደርዝ እዩ" ትብል።
|
1.201415
|
Salomo na we ati: "Ni ukuri nta mukiranutsi uri mu isi, ukora neza ntacumure."
|
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ እዩ፡ እቲ ጥበበኛ ዝነበረ ንጉስ ሰሎሞን፡ "ወትሩ ጽቡቕ ዚገብርን ከቶ ዘይሓጥእን ጻድቕሲ ኣብ ምድሪ የልቦን" ዝበለ።
|
1.201301
|
7Mushishikarire kurangiza ibyo mutegetswe nk'aho mwaba mukorera Nyagasani, atari abantu mubigirira.
|
7ንሰብ ዘይኮነስ ከም ንጐይታ እተገልግሉ ካብ ልቢ ኣገልግሉ።
|
1.201157
|
Uwo nguwo Shebuja azaza ku munsi atamwitezeho.
|
ጐይታ እቲ ባርያ እቲ፡ ንሱ ብዘይተጸበያ መዓልቲ ብዘይፈላጣ ጊዜውን ኪመጽእ እዩ።
|
1.200858
|
20.Mbese none umunyabwenge ari he?
|
20ጥበበኛ ደኣ ኣበይ ኣሎ?
|
1.200851
|
2 Abamarayika na bo ni ababwirizabutumwa.
|
2 መላእኽቲ እውን ወንጌላውያን እዮም።
|
1.200787
|
Ni yo mpamvu bavuga bati "Mbese Sawuli na we ari mu mubare w'abahanuzi?"
|
ስለዚ ድማ፡ ሳኦልውንንዶ ምስ ነብያት እዩ፧ ይብሉ ኣለዉ።
|
1.20073
|
Abigishwa ba Bibiliya mu myaka ya 1870
|
ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ብ1870ታት
|
1.200635
|
10 Nta gushidikanya, Yehova yashoboraga gukiza Pawulo.
|
10 እወ፡ የሆዋ ንጳውሎስ ኬድሕኖ ይኽእል እዩ።
|
1.200368
|
Gicurasi 2014 _ Ese hari uwamenya iby'igihe kizaza?
|
ግንቦት 2014 _ ብዛዕባ መጻኢ ኺፈልጥ ዚኽእል ኣሎዶ፧
|
1.200319
|
Yo itimanye ndetse n'Umwana wayo ahubwo ikamudutangira twese, yabura ite kandi kutugabira byose kumwe na We?"
|
እቲ ንወዱ እኳ ምእንቲ ዂላትና ኣሕሊፉ ዝሃቦ እምበር፡ ዘይነሐፎ፡ ከመይ ደኣኸ ምስኡ ዂሉ ዘይህበና፧
|
1.200289
|
Ahubwo yaravuze ati "iyo ndwara si iyo kumwica, ahubwo ni iyo guhesha Imana ikuzo kugira ngo Umwana w'Imana ahabwe ikuzo binyuze kuri yo."
|
ብዛዕባ እዚ ኺገልጽ ከሎ ድማ፡ "እዚ ሕማም እዚ፡ ወዲ ኣምላኽ ብእኡ ምእንቲ ኪኸብር፡ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ንሞት ኣይኰነን" በለ።
|
1.200219
|
Iki gihano] Kidatanzwe ubu [muri uru rubanza], cyazatangwa ryari?
|
ትንሳኤ መዓስ እዩ ዚፍጸም፧
|
1.200195
|
"Bazubaka amazu bayabemo, kandi bazatera inzabibu barye imbuto zazo. . . .
|
"ኣባይቲ ኺሃንጹን ኪነብሩለንን እዮም፣ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን ፍሪኡ ኺበልዑን እዮም።
|
1.200078
|
Ukwakira 2013 _ Ibintu bitatu amafaranga adashobora kugura
|
ጥቅምቲ 2013 _ ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ነገራት
|
1.200053
|
Bahagaze imbere y'intebe y'ubwami [y'Imana] n'imbere y'Umwana w'intama [Yesu Kristo].'
|
"ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን [ዝፋን ኣምላኽ] ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሸልን [የሱስ ክርስቶስ] ደው ኢሎም" ከኣ ኣለዉ።
|
1.200027
|
16 Jya usenga Imana buri gihe.
|
16 ኣዘውቲርና ናብ ኣምላኽ ክንጸሊ ኣሎና።
|
1.199983
|
Kandi uretse n'ibyo, dore hariho umworera munini bikabije hagati yacu namwe, washyiriweho kugira ngo abashaka kuva hano kuza aho muri batabibasha, kandi n'abava aho batagera hano.'
|
ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሓልፉ ዚደልዩ ኸይክእሉ፡ ካብኡ እውን ናባና ኸይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይሩ ኣሎ' በሎ።
|
1.19989
|
No. 6 2017 _ Ese isi yarenze igaruriro?
|
6 2017 _ ዓለም ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ድያ እትኸውን ዘላ፧
|
1.199739
|
I za tebya, i za menya,
|
ንፈልጦም እንዲና" ትብል።
|
1.199737
|
umugaragu wizerwa kandi w'umunyabwenge 111
|
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ 111
|
1.199714
|
15 Jya ubabarira.
|
15 ብናጻ ይቕረ በል።
|
1.19955
|
Ni ukubera ko bwari kuba ari ubwa mbere umuntu azuka.
|
እዚኣ ኣቐዲማ እትመጽእ ናይ መጀመርታ ትንሣኤ እያ።
|
1.199385
|
Ariko twebweho ntidufite gusubira inyuma ngo turimbuke, ahubwo dufite kwizera kugira ngo tuzakize ubugingo bwacu.
|
39ንሕና ግና ምስቶም ንድኅሪት ተመሊሶም ዝጠፍኡ ዘይኮንናስ ምስቶም ብእምነት ዝድኅኑ ኢና።
|
1.199341
|
Nari nzi ko abavandimwe bo hirya no hino ku isi basengaga bansabira."
|
ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ንዓይ ይጽልዩለይ ከም ዝነበሩ እፈልጥ እየ" በለት።
|
1.199195
|
ariko abagiranabi bose akazabarimbura.
|
ንዅሎም እኩያት ግና ኬጥፍኦም እዩ።
|
1.199138
|
Ahubwo mukomeze mutegereze icyo Data yasezeranyije."
|
ነቲ ኣቦ ዘተስፈዎ ተጸበዩ' በሎም።
|
1.199134
|
Yongera kurota izindi nzozi, azirotorera bene se ati "Nongeye kurota izindi nzozi: ngo izuba n'ukwezi n'inyenyeri cumi n'imwe binyikubise imbere."
|
ካልእ ሕልሚ ድማ ሐለመ፡ ነሕዋቱ ኸኣ ነገሮም፡ እንሆ፡ ካልእ ሕልሚ ሐለምኩ፡ እንሆ ድማ፡ ጸሓይን ወርሕን ዓሰርተው ሓደ ከዋኽብትን ሰገዱለይ፡ በለ።
|
1.199114
|
Maze ababakomokaho bazarambe imbere yawe.
|
ዘርኦም ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዕ እዩ።
|
1.199114
|
maze ababakomokaho bazarambe imbere yawe.
|
ዘርኦም ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ኺጸንዕ እዩ።
|
1.199072
|
Umunsi umwe, umusaza yanyeretse amafoto yari yaradufotoye.
|
ሓደ መዓልቲ፡ ሓደ ሽማግለ ዝሰኣለና ስእልታት ኣርእዩኒ።
|
1.198736
|
Ahubwo, 'bakomeza kubana n'abagore babo bahuje n'ubumenyi,' mbese bakabagaragariza ko babitaho kandi ko babumva.
|
ኣብ ክንዳኡስ፡ 'ምሳታተን ብፍልጠት [ወይ "ብሓልዮት፣ ብምስትውዓል፡" እግረ ጽሑፍ] እዮም ዚነብሩ።
|
1.198532
|
Ukwakira 2013: Ibintu 3 amafaranga adashobora kugura
|
፡ ጥቅምቲ 2013፦ ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል 3 ነገራት
|
1.19847
|
Tubwirwa n'iki ko abamarayika bashobora gufasha abantu?
|
መላእኽቲ ንሰባት ኪሕግዙ ኸም ዚኽእሉ ብኸመይ ንፈልጥ፧
|
1.198407
|
Ntiyabatandukanyije natwe, imitima yabo yayisukurishije ukwemera.
|
9ልቦም ብእምነት ስለ ዘንጽሀ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኣቶምን ሓንቲ እኳ ኣይፈላለየን።
|
1.198393
|
"Farawo abaza abagaragu be, ati: Tuzabona hehe umuntu umeze nk'uyu, urimo Umwuka w'Imana?"
|
ፈርኦን ከኣ ንገላውኡ፡ ከምዚ ዝበለ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ሰብኣይ ዶኾን ንረክብ፧ በሎም።
|
1.198383
|
Urugero, reka dusuzume ibiri muri Yobu 26:7.
|
ንኣብነት፡ እዮብ 26:7 እስከ ንውሰድ።
|
1.198334
|
Gicurasi 2013 _ Ese Imana igira ubugome?
|
ግንቦት 2013 | ኣምላኽ ጨካን ድዩ፧
|
1.198163
|
11 "Ntimukibagirwe umuco wo kwakira abashyitsi."
|
11 "ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ።
|
1.19775
|
"Maze abwira abigishwa be ati "Ibisarurwa ni byinshi, ariko abasaruzi ni bake.
|
37ሽዑ ንደቀ መዛሙርቱ ኣዝመርኡ ብዙኅ እዩ፤ ሠራሕተኛታት ግና ውሑዳት እዮም።
|
1.197593
|
Data, Mana yanjye, ncuti yanjye (Indirimbo 30)
|
ኣቦይ፡ ኣምላኸይ፡ ፈታውየይ (መዝሙር 30)
|
1.197517
|
Uwacumuye ni we utabona Imana, nyamara Imana yo iba ikimureba.
|
እቲ እከይ ዚገብር፡ ንኣምላኽ ኣይረኣዮን።
|
1.197326
|
Ukwakira 2015 _ Ibibazo bitatu abantu bifuza kubaza Imana
|
, ጥቅምቲ 2015 _ ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት
|
1.197306
|
Ukuboza 2013 _ Ese dukeneye Imana?
|
ታሕሳስ 2013 ኣምላኽ የድልየና ድዩ፧
|
1.197296
|
Yaravuze ati "mu mugi umwe hari umucamanza utaratinyaga Imana kandi ntagire umuntu yubaha.
|
2 ከምዚ ኢሉ፦ "ኣብ ሓንቲ ኸተማ፡ ንኣምላኽ ዘይፈርህ፡ ንሰብ ድማ ዘይሓፍር ሓደ ፈራዲ ነበረ።
|
1.197261
|
"Umucamanza w'isi yose" buri gihe akora ibikwiriye
|
"እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ" ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር
|
1.197237
|
14 Umurimo wo kubwiriza ku isi yose.
|
14 ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት።
|
1.197235
|
Ukwakira 2013: Ibintu 3 amafaranga adashobora kugura
|
ጥቅምቲ 2013 | ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ነገራት
|
1.19718
|
Imana yabakuye muri Paradizo bari batuyemo.
|
ኣምላኽ ከኣ ካብታ ገነታዊት መንበሪቶም ሰጐጎም።
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.