score
float32 1.04
1.25
| Tigrinya
stringlengths 10
485
| Xhosa
stringlengths 9
480
|
|---|---|---|
1.249586
|
እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
|
Le Yindawo Esinqulela Kuyo
|
1.248877
|
በዚ ኸምዚ ኸኣ ውልቀ ሰባት ኣብታ መዓልቲ ፍርዲ ብዚገብርዎ ነገራት እዮም ዚፍረዱ።
|
Ngoko abantu baza kugwetywa ngokusekelwe koko bakwenzayo ebudeni beMini yoMgwebo.
|
1.248777
|
ብዛዕባ ኣምላኽን ህይወትን ብዙሕ ሕቶታት ነበረኒ።
|
Ndandinemibuzo emininzi ngoThixo nangobomi.
|
1.248253
|
ኣብ ጃፓን እትነብር ሓንቲ ኣደ ኸምኡ እያ ገይራ።
|
Omnye umama waseJapan wasebenzisa yona.
|
1.248167
|
"እቲ ፈራድ ኵላ ምድሪ" ወትሩ ቕኑዕ ዘበለ ይገብር
|
UMgwebi Womhlaba Wonke" Usoloko Esenza Okufanelekileyo
|
1.247773
|
ኣምላኽ ንሓጢኣትን ሞትን ንምጥፋእ፡ ድሮ ዓብዪ ስጕምቲ ወሲዱ ኣሎ።
|
UThixo sele enze eyona nto ibalulekileyo ebonisa ukuba uza kuphelisa isono nokufa.
|
1.246977
|
ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ፣ ኵሉ ፍርዲ ጽድቅኻ ድማ ንዘለአለም ይነብር።
|
Isimbuku selizwi lakho siyinyaniso iphela, Zingunaphakade zonke izigwebo zobulungisa bakho.
|
1.246729
|
ኣምላኽ ዘለኣለማዊ ስለ ዝዀነ፡ ሽሕ ዓመት ንዕኡ ልክዕ ከም ሓንቲ መዓልቲ እዩ።
|
Ekubeni enguThixo kanaphakade, iminyaka eliwaka kuye ifana nosuku.
|
1.246696
|
እወ፡ እቶም እሙናት ሃዋርያትን ካልኦትን ኣብ ሰማይ ምስኡ ሓቢሮም ኪገዝኡ እዮም።
|
Abapostile nabanye abalandeli bakhe baza kulawula naye ezulwini.
|
1.246289
|
ኣምላኽናስ አብ ሰማያት ኣሎ፣ ዝደለዮ ዅሉ ይገብር እዩ።
|
UThixo wethu usezulwini; wenza nantoni na emkholisayo.
|
1.245953
|
, ሰነ 2013፦ እምብዛ ብዙሕ ዲና እንዕድግ ዘለና፧
|
Juni 2013 _ Ngaba Sithenga Kakhulu?
|
1.245475
|
"ንሕናስ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እቲ ፍርዲ ኣምላኽ ሓቂ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና።
|
Siyazi ke ukuba uThixo ubagweba ngokufanelekileyo abo benza izinto ezingalunganga.
|
1.24511
|
ንሱ ድማ "ስለምንታይ ደአ ዘይተስተውዕሉ፧" በሎም።
|
Wathi kubo: "Anikaqondi na?"
|
1.244782
|
4 ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት ልክዕ ከም ዳዊት እዮም።
|
4 Abaninzi namhlanje bafana nqwa noDavide.
|
1.244752
|
ንዓኻ እውን፡ "ሰላም ኣምላኽ" ንዝዀነ ይኹን ጸገም ከተሰንፎ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
|
"Uxolo lukaThixo" lunokoyisa nayiphi na ingxaki eza kuwe.
|
1.244533
|
ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ንዓይ ይጽልዩለይ ከም ዝነበሩ እፈልጥ እየ" በለት።
|
Ndandisazi ukuba abazalwana abasehlabathini jikelele babendithandazela."
|
1.244417
|
ንስኻትኩም ሕርሻ ኣምላኽ፡ ህንጻ ኣምላኽ ኢኹም።
|
Nina kulinywe kaThixo; wena nokwakhiwa kaThixo.
|
1.244353
|
እቲ እሙን ባርያ ኣብ ሰማይ ካብቶም ካልኦት ቅቡኣት ዝዓበየ ዓስቢ ድዩ ዚቕበል፧ ግለጽ።
|
Ngaba ikhoboka elithembekileyo lifumana umvuzo ongaphezu kowabanye abathanjiswa ezulwini?
|
1.243571
|
ብዙሕ ህዝቢ ኸኣ ናብ ጐይታ ተወሰኸ።
|
Yaye indimbane enkulu Kongezelelwa eNkosini.
|
1.243317
|
"ብዓል ቤተይ ሮበርት ኣብ 9 ሓምለ 2008 እዩ ሞይቱ።
|
"Umyeni wam, uRobert, wasweleka ngoJulayi 9, 2008.
|
1.24287
|
14 ክርስትያን ወለዲ እውን ትብዓት የድልዮም እዩ።
|
14 Nabazali abangamaKristu kufuneka babe nesibindi.
|
1.242085
|
እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
|
Le Yindawo Yethu Yokukhonzela
|
1.240238
|
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ወይ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዋላ ሓንቲ ፍልጠት ኣይነበረንን።
|
Ndandingayazi injongo kaThixo ngomhlaba nangabantu.
|
1.239869
|
ቅዱስ መጽሓፍ ከምዚ ይብል "ሰማያት ክብሪ ኣምላኽ የዘንትዉ፥ ጠፈር ከኣ ግብሪ ኣእዳዉ ይነግር።
|
IZibhalo zithi: "UThixo wethu usemazulwini; yonk' into ayoliswa kukuyenza uyenzile."
|
1.238749
|
ንኣምላኽ እዙዝ ኪኸውን እንተ ዚመርጽ ነይሩ፡ ኣብ ገነታዊት ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ።
|
Ukuba wayekhethe ukuthobela uThixo, wayeza kuphila ngonaphakade kwiParadesi esemhlabeni.
|
1.238295
|
እቲ ተኸሳሲ ምስ ተወግአ እንተ ዘየሕሚምዎ ወይ እንተ ዘይደምዩ፡ ከም ምልክት ሰይጣን ጌርካ ይርአ ነበረ።
|
Ukuba akeva buhlungu okanye ophe xa ehlatywa, elo bala laligqalwa njengophawu lukaSathana.
|
1.23795
|
እንተዀነ ግና ንሓድሕድኩም ትፋቐሩ ኢኹም፣ ሓደ ነቲ ሓደ ኺጐድኦ እውን ኣይደልን እዩ።
|
Sekunjalo niyathandana, kwaye anifuni kukhathazana.
|
1.237505
|
እንታይ ዓይነት ሰብ እየ ክኸውን ዝደሊ፧ - ቈሎሴ 3:10።
|
Ndifuna ukuba ngumntu onjani? - Kolose 3:10.
|
1.236598
|
ሰይጣን ሓያል እኳ እንተ ዀነ፡ ዘይደለኻዮ ነገር ንኽትገብር ኬገድደካ ኣይክእልን እዩ።
|
Nangona uSathana enamandla, akakwazi kukunyanzela ukuba wenze into ongafuniyo ukuyenza.
|
1.236193
|
ኣምላኽ ነቲ ኣገልገልቱ - ዓሌቶም፡ ዜግነቶም፡ ወይ ማሕበራዊ ደረጃኦም ብዘየገድስ - ዜቕርብዎ ጸሎት ይሰምዖ እዩ።
|
UThixo uyayiphulaphula imithandazo yabakhonzi bakhe kungakhathaliseki ukuba ngabaluphi uhlanga, ilizwe, bajongelwa phantsi okanye akunjalo.
|
1.235855
|
"ሎተይ ብኸመይ ከመሓይሽ እኽእል፧" - ሕዳር 2008
|
"Ndinokuyiphucula Njani Imithandazo Yam?" - Novemba 2008
|
1.235823
|
ጲላጦስ ከኣ፡ "ሓለውቲ እነዉልኩም።
|
UPilato wabaphendula wathi: "Nineqela labalindi.
|
1.235312
|
ኣቦይ እውን ነዚ ይፈልጦ እዩ' በሎ።
|
Notata uyayazi loo nto.'
|
1.234975
|
ወይስ እቲ ሾብዓተ እንጌራ ነርባዕተ ሽሕ ድማ ክንደይ መሶብ ከም ዘልዐልኩም
|
Kwanezonka ezisixhenxe zamawaka amane, nokuba zazingaphi na iingobozi enazithabathayo?
|
1.234771
|
እቲ ብኣይ ዝኣምን ህያው ዘበለ ኩሉ ንዘለኣለም ኣይክመውትን እዩ፡ እዚ ዶ ትኣምኒ ኢኺ፧"በላ።
|
Bonke abadla ubomi bekholwa kum, abasayi kufa naphakade; Uyakukholelwa na oku? "
|
1.234463
|
እዚ ናይ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ በላ።
|
Wathi: "Ngokuqinisekileyo lo ibinguNyana kaThixo."
|
1.234209
|
ኣስኣሰር እምነት ኖህ እንተ ስዒብካ፡ ንስኻ እውን ንርእስኻን ነቶም እትፈትዎምን ከተድሕን ትኽእል ኢኻ።
|
Ukuba uba nokholo njengoNowa, nawe uya kusinda uze usindise nabo ubathandayo.
|
1.233528
|
Tigr 64ግና ካባኻትኩም ገሊኣቶም ዘይኣምኑ ኣለዉ፤ በሎም።
|
64 Kodwa kukho abathile kuni abangakholwayo."
|
1.233518
|
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንዓኻን ንደቂ ሰብ ብሓፈሻን ዝገበረልኩም ነገራት ምስ እትሓስበሉ፡ ዛጊት ብዙሕ ነገራት ከም ዝገበረ ንጹር እዩ።
|
Ukuba ucingisisa nzulu ngoko uThixo akwenzele kona wena kunye nabo bonke abantu, kucacile ukuba kuninzi oko sele esenzele kona.
|
1.233493
|
ሰይጣን ጸላኢ ኣምላኽ እዩ: ንዓናውን ጸላኢና እዩ።
|
USathana lutshaba lukaThixo, yaye ukwalutshaba lwethu.
|
1.233246
|
ኵሉ ነገር ካብቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝለመድናዮ እተፈልየ እዩ ነይሩ።
|
Yonke into yayahlukile kwindlela esasiqhele ukuphila ngayo kuMntla Merika.
|
1.233202
|
እታ ጥቕሲ ኸምዚ ዝስዕብ እያ እትብል፦ "ኣምላኽ ባዕሉ እውን ምሳታቶም ኪኸውን እዩ።
|
Sithi: "Abe nguThixo walo.
|
1.232771
|
6 ደጊም ብጊዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ጽንዕቲ ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ።
|
6 Zithobeni, ke ngoko, phantsi kwesandla esinamandla sikaThixo, ukuze aniphakamise ngexesha elililo;+
|
1.232536
|
እቲ ብኣይ ዝኣምን ህያው ዘበለ ኩሉ ንዘለኣለም ኣይክመውትን እዩ፡ እዚ ዶ ትኣምኒ ኢኺ፧"በላ።
|
Bonke abadla ubomi bekholwa kum, abasayi kufa naphakade; uyakholwa na koko?
|
1.232221
|
2 ኣቤል ሎሚ ይዛረበካ ኣሎ።
|
2 UAbheli uthetha nawe namhlanje.
|
1.231664
|
ይዝምሩን ይጽልዩን ብቕዱሳት ጽሑፋት ይመያየጡን ነይሮም እዮም።
|
Ayecula, athandaze aze axubushe iZibhalo.
|
1.231515
|
4 ሰይጣን ዋላ ሓንቲ ኣይፈጠረን።
|
4 Akukho nanye into edalwe nguSathana.
|
1.231203
|
13 ብግዜኡ ረድኤት ምርካብ።
|
13 Ukufumana uncedo ngexesha elifanelekileyo.
|
1.230229
|
ብዛዕባ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዋላ ሓንቲ ኣይፈልጥን እየ ነይረ።
|
Ndandingazi nto ngoThixo oyinyaniso.
|
1.230113
|
ምስ ኣምላኽን ምስ ሰባትን የቀራርበና
|
kusisondeza kuThixo nakwabanye?
|
1.229937
|
እቲ ጸጊሙ ዘሎ ሰብ ቦታ አምላኽ ሒዙ በቲ ንሱ ዝደልዮ ንኸምኡ ዝበለ ሰብ ክመርሕ ምድላዩ እዩ።
|
Ngoko ke uThixo unenceba kulowo athanda ukumenzela inceba, aze ayenze lukhuni intliziyo yalowo athanda ukuyenza lukhuni.
|
1.229591
|
ናብ ሰሜንን ናብ ምብራቕን ተወስዱ
|
Basiwa emntla nasempuma.
|
1.229027
|
ህዝበይ ከይርስዑስ ኣይትቕተሎም።
|
Musa ukubabulala, hleze abantu bam balibale ngamanye amaxesha.
|
1.228753
|
እቶም ቀዳሞት ወለድና ኽፉእ ነገር ኪገብሩ ብምምራጾም፡ ንኣምላኽ ኪመስልዎ ኣይደለዩን፣ ዘይፍጹማት ድማ ኰኑ።
|
Xa abazali bethu bokuqala bakhetha ukwenza okubi, bayeka ukuxelisa uThixo, baza banesono.
|
1.228697
|
ይኹን እምበር፡ ሙሴ፡ ኣምላኽ ነቲ ዅነታት ኪቕይሮ ኸም ዚኽእል ይፈልጥ ነይሩ እዩ።
|
Kodwa uMoses wayesazi ukuba uThixo unako ukuzijika izinto.
|
1.22855
|
8 ካብ ታሪኽ እስራኤላውያን ብኸመይ ኢና ኽንጥቀም እንኽእል፧ ሎሚ ዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ እውን ምኽርን ተግሳጽን ይውሃቦም እዩ።
|
NjengamaSirayeli, abakhonzi bakaThixo namhlanje bafumana iziluleko noqeqesho.
|
1.227891
|
ከምዚ በለ፦ "ንሰባት ብዛዕባ ሓቂ ኽነግሮም ከለኹ ባህ እዩ ዚብለኒ።
|
Uthi: "Ndiyakuthanda ukuxelela abanye ngenyaniso.
|
1.227343
|
ኣቱም ሽማግለታት፡ ንኻልኦት ምስልጣን ብኸመይ ትርእይዎ፧
|
Bakulumpe, le Mumonanga Namani Kufundija Bantu Bakwabo?
|
1.226849
|
መላእኽቲ ኣምላኽ ንኣገልገልቱ ይድግፍዎምን የዕቍብዎምን እዮም
|
Iingelosi zikaThixo ziyabaxhasa zize zibakhusele abakhonzi bakhe
|
1.226197
|
ኣምላኽ እዩ ንስድራቤት ዝመስረተ።
|
UThixo uye wamisela intsapho njengeziko elisekelwe kuluntu.
|
1.226164
|
እቲ ኣብ ቤተ ክርስትያን እተመሃርክዎ ምንም ኣይጠቐመንን።
|
Izinto endandizifunda ecaweni zazingandincedi nganto.
|
1.226094
|
እቶም ጠቢባን ከም ምንጽብራቕ ጠፈር፣ እቶም ንብዙሓት ናብ ጽድቂ ዚመርሑ ኸኣ ከም ከዋኽብቲ ንዘለኣለም ኣለም ኪበርሁ እዮም።
|
Abo ke banengqiqo baya kukhazimla njengokukhazimla kwesibhakabhaka; nababajikela abaninzi ebulungiseni bakhazimle njengeenkwenkwezi ngonaphakade kanaphakade.
|
1.226079
|
እቶም ጠቢባን ከም ምንጽብራቕ ጠፈር፣ እቶም ንብዙሓት ናብ ጽድቂ ዚመርሑ ኸኣ ከም ከዋኽብቲ ንዘለኣለም ኣለም ኪበርሁ እዮም።
|
abo ke banengqiqo baya kukhazimla njengokukhazimla kwesibhakabhaka; nababajikela abaninzi ebulungiseni bakhazimle njengeenkwenkwezi ngonaphakade kanaphakade.
|
1.225326
|
13ኲሉ ነገር እንተ ደኣ ናብ ብርሃን ቀሪቡ ግና ይርአ፤ እቲ ንዂሉ ከም ዝርአ ዝገብር ከዓ ብርሃን እዩ።
|
Xa zonke izinto baya mnyama kwaye uphendle isibane ukubona ngokucacileyo izinto,
|
1.224546
|
ናብ ገሊኡ ኣብያተ ክርስትያን እውን ከይደ ነይረ እየ።
|
Ndada ndaya nakwiicawa eziliqela.
|
1.224097
|
10 ሰይጣን "ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ" ስለ ዝዀነ፡ እዛ ዓለም ኣብ ትሕቲ ቝጽጽሩ እያ ዘላ።
|
10 USathana 'ngumlawuli weli hlabathi,' ibe uyalisebenzisa.
|
1.223909
|
መጽሓፍ ቅዱስ፡ "[ኣምላኽ] ንዘለኣለም ከይትናወጽሲ፡ ንምድሪ ኣብ መሰረታ ኣጽንዓ" ይብል።
|
IBhayibhile ithi: "[UThixo] useke umhlaba phezu kweendawo omiswe kuzo; awuyi kushukunyiswa ukusa kwixesha elingenammiselo, okanye nangonaphakade."
|
1.223885
|
በዚ ምኽንያት እዚ ድማ፡ 'ሓለፋ ኻልኦት ሃዋርያት ጸዓረ።
|
Ngenxa yoko 'wasebenza ukubagqitha bonke' abanye abapostile.
|
1.223499
|
23 ሃና እውን ኣይተረስዐትን።
|
23 NoHana akazange alityalwe.
|
1.222907
|
ጽድቂ ትፈቱ፣ ረሲእነት ትጸልእ።
|
Ungumathand' ubulungisa, uyithiyile inkohlakalo.
|
1.222896
|
ኣይሁድን ሳምራውያንን ንሓድሕዶም ይጻልኡ ነበሩ።
|
AmaYuda namaSamariya ayethiyene.
|
1.222499
|
4 ምስ ሓደ ሰብ ብዛዕባ ገሃነም እሳት ንዘራረብ ኣለና ንበል።
|
4 Masithi sincokola nomntu othile ngesihogo.
|
1.222417
|
ንሱ ድማ "ስለምንታይ ደአ ዘይተስተውዕሉ፧" በሎም።
|
Athi kubo, Aniwazi na lo mzekeliso?
|
1.222218
|
ስለዚ ድማ ንምዉታት ምግቢ የቐምጡሎም።
|
Ngoko bababekela ukutya aba bafileyo.
|
1.221951
|
ኣምላኽ ንዅሉ ጸሎት ድዩ ዚሰምዖ፧
|
UThixo uphulaphula abantu beentlanga zonke.
|
1.221805
|
8 ጸላኢኻ ኣፍቅር።
|
8 Thanda iintshaba zakho.
|
1.221589
|
10 በደሎም ከኣ ኪጾሩ እዮም፣ በደል እቲ ሓታቲ፡ ከም በደል እቲ ነብዪ ኪኸውን እዩ፣
|
10 Baya kubuthwala ubugwenxa babo; njengoko bunjalo ubugwenxa boquqela kuye, buya kuba njalo ubugwenxa bomprofeti lowo;
|
1.221166
|
"ኣካል ደቂ ሰብ፡ ዜደንቕ ነገራት ኪገብር ይኽእል እዩ።
|
"Umzimba womntu unokwenza ezimangalisayo.
|
1.221021
|
ፍቕሪ ዘበለ ናይ አምላኽ እዩሞ ንከተሎ፤ ጽልኢ ዘበለ ከኣ ናይ ሰይጣን እዩሞ ያዕ ንበሎ።
|
Ngoko ke uThixo unenceba kulowo athanda ukumenzela inceba, aze ayenze lukhuni intliziyo yalowo athanda ukuyenza lukhuni.
|
1.220939
|
17 ብስም ኣምላኽ ምምልላስ፡ እንተ ወሓደ ሰለስተ ነገራት የጠቓልል።
|
17 Ubuncinane zintathu izinto ezibandakanyekileyo ekuhambeni egameni likaThixo.
|
1.220825
|
ብዘይ እምነት ንኣምላኽ ብጸሎት ክንቀርቦ ኣይንኽእልን ኢና።
|
Ngaphandle kokholo asikwazi ukuthandaza kuThixo.
|
1.220442
|
ጥሪ 2013 መወዳእታ ዓለም ኬፍርሃካ ይግባእዶ፧
|
Januwari 2013 _ Ngaba Ufanele Usoyike Isiphelo Sehlabathi?
|
1.220418
|
ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ጽባሕ ይጭነቑ እዮም።
|
Abantu abaninzi balixhalabele ikamva.
|
1.220281
|
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት እንተ ደኣ ዄንካ፡ ነቲ ሙሴ ዝሓደጎ ኣብነት ሕሰበሉ።
|
Ukuba nawe ukule meko, khawucinge ngomzekelo kaMoses.
|
1.220143
|
ንዘለዎ ይዋሃቦ እዩ እሞ ኣዝዩውን ይውሰኾ.
|
Humruzuku ampendaye.
|
1.220087
|
2 መላእኽቲ እውን ወንጌላውያን እዮም።
|
2 Iingelosi nazo zingabavangeli.
|
1.219872
|
ኣምላኽ ንኽልተ ሰባት፡ ማለት ንኣዳምን ንሄዋንን ፈጠሮም እሞ፡ "ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ኸኣ ምልእዋን ምለኽዋን" በሎም።
|
UThixo wadala abantu ababini, uAdam noEva waza wathi kubo: "Qhamani, nande, niwuzalise umhlaba nize niwoyise."
|
1.219358
|
ይኹን እምበር ሓሙኡ፡ "እዚ ንስኻ እትገብሮ ዘሎኻ ነገር ኣይጽቡቕን እዩ።
|
Kodwa utata-zala wakhe wathi kuye: "Ayilungile le ndlela wenza ngayo.
|
1.219311
|
ይኹን እምበር፡ ኣምላኽ ነቲ ዓብዪ ሓይሉ ተጠቒሙ ፍቓዱ ብርግጽ ከም ዚፍጽም ከነስተውዕል ንኽእል ኢና።
|
Kodwa sinako ukuqonda ukuba uThixo usebenzisa amandla amakhulu ukuze aqinisekise ukuba ukuthanda kwakhe kuyenziwa.
|
1.219166
|
ንንዎየ ኸኣ የዘንትወሉን ይምስጦን።
|
Humruzuku ampendaye.
|
1.218982
|
4 ከም ክርስትያናት መጠን፡ ክቡር ውርሻ ኣሎና።
|
4 NjengamaKristu, sinelifa elixabisekileyo.
|
1.218783
|
ኣነ ግና እብለኩም ኣለኩ ንክፉእ ኣይትቃወምዎ።
|
Kodwa ndithi kuni,Musa ukumchasa ongendawo.
|
1.218599
|
ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም
|
Ungabalibali Abo Bakwinkonzo Yexesha Elizeleyo
|
1.218204
|
ካብ ምዉታት ዚትንስኡን ኵሎም ካልኦት ሰባትን ነዚ ብምጽናዕ፡ ንዓታቶም ዚምልከት ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ኺፈልጡ እዮም።
|
Ngokuyifundisisa, bonke abantu, kuquka nabavusiweyo, baya kwazi ukuba yintoni uThixo afuna bayenze.
|
1.21746
|
ነንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣላትኩም በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኩሉ ክፈልጥ እዩ።
|
Ngako oko bonke baya kwazi ukuba ningabafundi bam, ukuba ninothando phakathi kwenu."
|
1.217425
|
ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚዛረበና ትፈልጥዶ፧
|
Uyazi na ukuba uThixo uthetha njani nathi?
|
1.217384
|
እንተ ዘየልቦ ግና፡ ሰላምኩም ኪምለሰኩም እዩ" በሎም።
|
Kodwa ukuba akakho, luya kubuyela kuni."
|
1.217069
|
ኣብ ክንዳኡስ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ተቐሚጡ ኽሳዕ እቲ ምዱብ ግዜ ኺጽበ ነበሮ።
|
Kunoko, wayeza kuhlala ngasekunene kukaThixo aze alinde de kufike ixesha elimisiweyo.
|
1.217068
|
" ንኣና ድማ ኣምላኽ ብመንፈሱ ገይሩ ገለጸልና።
|
UThixo wazityhila kuthi ke ngoMoya wakhe;.
|
1.216764
|
ወትሩ ንኣምላኽ ክንቀርቦ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
|
Kutheni simele sihlale sisondele kuThixo?
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.