Dataset Viewer
Auto-converted to Parquet
score
float32
1.04
1.25
Bemba
stringlengths
9
485
Tigrinya
stringlengths
9
485
1.249986
Inoko, i kutupu nansha umo uponanga panshi pampikwa Shenu
ሓንቲ እኳ ኻብኣተን ብዘይ ፍቓድ ሰማያዊ ኣቦኹም ኣብ ምድሪ ኣይትወድቕን እያ።
1.249397
SATANA ulwanga divita na basheleshele'ko bashingwe māni ne "mikōko mikwabo."
ሰይጣን ምስ ቅቡኣትን ምስ "ካልኦት ኣባጊዕ"ን ይዋጋእ እዩ ዘሎ።
1.249145
Nkyādipo ndyukile mpango ya Leza itala ino ntanda ne bantu.
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ወይ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዋላ ሓንቲ ፍልጠት ኣይነበረንን።
1.248386
Pa kupwa kusapula'po myeji ibidi, betana na inabana ulelele bana kasuku.
ኣብኡ ንኽልተ ወርሒ ምስ ሰበኹ፡ ምስ ሓንቲ ንጽል ኣደ ተራኸቡ።
1.248014
4 Satana kapangilepo kintu nansha kimo.
4 ሰይጣን ዋላ ሓንቲ ኣይፈጠረን።
1.247575
Ku cakubwenako, langulukeni pali Jobo 26:7.
ንኣብነት፡ እዮብ 26:7 እስከ ንውሰድ።
1.246737
Ine na Sandra twaliba ne nsansa nga nshi ukucila isho twakwete kale!"
ኣነን ሳንድራን ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ሕጉሳት ኢና" በለ።
1.246649
Bana-balume bamo abatambe Kutunduka.
ገለ ሰባት ካብ ምብራቕ መጹ።
1.245616
Mwikeulu umo webasapwila'mba: "Kemwakikwatwai moyo, mwanda ndyukile'mba mukimbanga Yesu wapopelwe ku mutyi.
ሓደ ኻብቶም መላእኽቲ ኸኣ፡ "ነቲ እተሰቕለ የሱስ ትደልያኦ ኸም ዘለኽን እፈልጥ ኣለኹ እሞ፡ ኣይትፍርሃ።
1.245578
19:21) Uyu mulumendo takwete icitetekelo nge cakwete Abrahamu, lelo bambi balilanga ukuti balicetekela sana Lesa.
19:21) እቲ ሰብኣይ ከም ናይ ኣብርሃም ዝዓይነታ እምነት እኳ እንተ ዘይነበረቶ፡ ካልኦት ሰባት ግና ምሉእ ብምሉእ ብኣምላኽ ከም ዚእመኑ ኣርእዮም እዮም።
1.245483
5:14-16) Ica bubili, baeluda balafwa ababembu abalapiile ukuba ifibusa fya kwa Lesa na kabili no kubafwa ukukanabwekeshapo imembu bacitile.
5:14-16) ካልኣይ፡ እዚ መሰናድዎ እዚ፡ እተነስሑ ኣበስቲ ሞገስ ኣምላኽ ኪረኽቡን ሓጢኣቶም ከይደግሙን ይሕግዞም እዩ።
1.245237
"Tambai'mo, banwe bantu bami" (4)
'ኣቱም ህዝበይ፡ ካብኣ ውጹ' (4)
1.244463
Ino aye, wābingije na bupyasakane mutōtelo wa bine.
ንሱ ግና ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ቕንኣት ኣርእዩ እዩ።
1.244115
16 Ifi Maliya alukukutika.
16 ማርያም ብኸመይ ከም ዝሰምዐት።
1.243689
8 Muletemwa abalwani benu.
8 ጸላኢኻ ኣፍቅር።
1.243523
Yesu alandile no kuti: "Ifyo Wishi abuusha abafwa no kubalenga ukuba no mweo, e fyo no Mwana alenga abo alefwaya ukuba no mweo."
የሱስ ቀጺሉ፡ "ከምቲ ኣቦ ንምዉታት ዜተንስኦምን ህያዋን ዚገብሮምን፡ ወዲ እውን ከምኡ ነቶም ዝደለዮም ህያዋን ይገብሮም እዩ" በለ።
1.24248
"Bafwe bobe bakekala bōmi" (19)
"ምዉታትካ ብህይወት ኪነብሩ እዮም" (19)
1.242398
"Ketubwanyapo kuleka kwisamba" (20)
"ምዝራብ ክንሓድግ ኣይንኽእልን ኢና" (20)
1.241983
SHAPITA 4 Mwanda Waka Tufwaninwe Kulēmeka Lupusa?
ምዕራፍ 4 ንስልጣን ከነኽብር ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧
1.241727
Lelo lusangukilo lwa Yesu i lwishile namani na nsangukilo mikwabo yābadikile?
ትንሳኤ የሱስ፡ ቅድሚኡ ኻብ ዝነበረ ትንሳኤታት ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧
1.241713
Bāpelele kwitabija Yesu, Mwanā Leza, bu Meshiasa.
ነቲ ወዲ ኣምላኽ ዝዀነ የሱስ ከም መሲሕ ኣይተቐበልዎን።
1.241499
Yesu na basambi bakwe tabalebomba incito ya kusangilamo indalama ilyo baleya mu kushimikila mu ncende shalekanalekana.
የሱስ ኰነ ሃዋርያቱ፡ ኣብ ዕዮ ስብከቶም ዓለማዊ ስራሕ ኣይሰርሑን እዮም ነይሮም።
1.240902
Ncobeni ndimwaambila kuti, uyoomusala kulanganya lubono lwakwe loonse."
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ኣብ ኵሉ ንብረቱ ኺሸሞ እዩ።
1.240387
Umulaalilo wa kwa Shikulu 20.
ድራር ጐይታ 20.
1.238373
18 Tatufwile ukuba no mwenso.
18 ክንፈርህ ኣየድልየናን እዩ።
1.23787
I bapele'nka ne kupela Mwana wa Leza mwine!
ሕሉፍ ሓሊፎም ንወዲ ኣምላኽ እውን ኣይተቐበልዎን!
1.237508
Lelo uyukile Leza mwa esambilanga netu?
ኣምላኽ ብኸመይ ከም ዚዛረበና ትፈልጥዶ፧
1.237474
Kimba Bupeta bwa Bine
ናይ ሓቂ ሃብቲ ድለ
1.237373
Tumeni Tumeni Mulukufwaisha Ubufumu, Tekufwaisha Ifintu
ስጋዊ ነገራት ዘይኰነስ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ድለ
1.237327
(Yakoba 5:14-16) Dya bubidi, bakulumpe badi'ko mwanda wa kukwasha babipya-mambo besāsa betabijibwe monka na Leza ne kuleka kujokela mu bubi bwabo.
5:14-16) ካልኣይ፡ እዚ መሰናድዎ እዚ፡ እተነስሑ ኣበስቲ ሞገስ ኣምላኽ ኪረኽቡን ሓጢኣቶም ከይደግሙን ይሕግዞም እዩ።
1.237063
Bushe Petro E Wali Papa wa Kubalilapo?
ጴጥሮስ ናይ መጀመርታ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ድዩ ነይሩ፧
1.23669
16 Mose ena tatiinine.
16 ሙሴ ግና ኣይፈርሀን።
1.236638
Imfumu Davidi yaipwishe ati: "Kufika lilali, mwe Yehova, mukandaba?
ንጉስ ዳዊት፡ "ዎ እግዚኣብሄር፡ ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ፈጺምካ እትርስዓኒ፧" ኢሉ ሓቲቱ ነይሩ እዩ።
1.236503
"Ine kwena ndemubatisha ku menshi ku kulapila; lelo akamubatisha ku Mupashi wa Mushilo."
አነ ብማይ የጠምቐኩም አሎኹ፥ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጠምቐኩመዩ" እናበለ ይሰብኽ ነበረ።
1.23649
8 Mulukulipusha ifyakwipusha.
8 ሕቶታት ሕተት።
1.23648
"Amaka yonse nayapeelwa kuli ine mu muulu na pano isonde.
'ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ አሎ።
1.236479
Kani tamwisibile ati kwelelwa kwanji nebo ukuba mu ŋanda ya baTata?'
ኣብቲ ናይ ኣቦይ ዘበለ ክኸውን ከም ዚግብኣኒዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ በሎም
1.236184
Muleibukisha Ababa mu Mulimo wa Nshita Yonse
ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም
1.235634
14 Elenganyini pali vino Leza wanenyile Abulaamu ukucita kuli Isaki umwana wino walolelanga pa nsita itali.
14 ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ሃረር ኢሉ ዝረኸቦ ወራሲ ዝዀነ ወዱ ይስሃቅ እንታይ ኪገብሮ ኸም ዝነገሮ እሞ ዘክር።
1.235619
11 Dyalelo nadyo, kipya-mambo udi na mutyima wa kwisāsa nandi ufwaninwe kulonga bintu kampanda pa kufwilwa lusa na Leza.
11 ሎሚ እውን ዚንስሑ ሓጥኣን ምሕረት ኣምላኽ ኪረኽቡ እንተ ደልዮም፡ ስጕምቲ ኺወስዱ ኣለዎም።
1.234748
Ine nde mubatisha ku menshi, lelo wene aka mubatisha ku Mupashi wa Mushilo.'"
አነ ብማይ የጠምቐኩም አሎኹ፥ ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ኬጠምቐኩመዩ" እናበለ ይሰብኽ ነበረ።
1.234463
'Tu lombwela, uunake ano tashi ka ningwa?'
"እስከ ንገረና፡ እዚ መዓስ ኪኸውን እዩ፧"
1.234004
"Abena mwandi ba Robert, bafwile pa 9 July, mu 2008.
"ብዓል ቤተይ ሮበርት ኣብ 9 ሓምለ 2008 እዩ ሞይቱ።
1.233842
19 Mwanda tunangu twa ino ntanda i bulembakane kudi Leza; kepantu i kilembwe amba: "Ukwatanga ba tunangu mu budyumuku
19 ነቶም ጥበበኛታት ብጕርሖም ይኅዞም ተብሂሉ ኸም ዝተጽሓፈ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዕሽነት እዩ እሞ።
1.233367
October 2015 _ Amepusho Yatatu ayo Abantu Bengatemwa Ukwipusha Lesa
ጥቅምቲ 2015 _ ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት
1.232873
2 Kani mwaumfwisha ifi uyu nkashi omfwa?
2 ንስምዒት እዛ ሓብቲ እዚኣ ኽትርድኦ ትኽእልዶ፧ እቲ ዜሕዝን፡ ኣብዛ ናይ ሰይጣን እክይቲ ዓለም፡ ናብራ ህይወት እዚ ዘይብሃል ጸቕጥታት እዩ ዚፈጥር፣ እዚ ኸኣ ጭንቀት ኬምጽእን ንሓደ ሰብ ከም ዚኸብዶ ኺገብርን ይኽእል እዩ።
1.232295
"Naishibene na ba Mike akale sana.
"ንማይክ ንዓመታት ዚኣክል እየ ዝፈልጦ።
1.232266
Shi abetunena nansha kwitulonga bisansa, tubwanya kwiula batumibwa.
ብዘረባኦም ወይ ብግብሮም እንተ ሃስዮምና፡ ኣብነት ሃዋርያት ክንስዕብ ንኽእል ኢና።
1.23224
Myaka 12 pa kupita'po, twetana nandi monka mu New York.
ድሕሪ 12 ዓመት፡ ኣብ ኒው ዮርክ ዳግም ተራኸብና።
1.231411
Ndemweba icine cine, nati, Mu bafyalwa abanakashi tamwaimine uwacila pali Yohane Kabatisha; lelo uwacepesha mu bufumu bwa mu mulu mukalamba kuli wene.
28ኣንስቲ ኻብ ዝወለዳኦም ካብ ዮሓንስ መጥምቕ ዝዓቢ ነቢይ ሓደኳ የለን እብለኩም ኣለኹ፤ ኣብ መንግሥቲ እግዚኣብሔር ግና እቲ ዝንእሶ እዩ ዝዓብዮ።
1.230691
Pano bakimbanga ne kwipaya Mupolofeto mwine wa Leza.
ነቲ ቐንዲ ነብዪ ኣምላኽ እኳ ኪቐትልዎ ይደልዩ ነይሮም እዮም።
1.230487
Julio wingilanga monka bu mukulumpe dyalelo.
ሎሚ ሁልዮ እንደገና ሽማግለ ዀይኑ የገልግል ኣሎ።
1.229435
Nomba mu kubuuka kwa bafwa, akaba umukashi wa kwa nani pali balya 7?
23ሾውዓቲኦም ኣእትዮምዋ ነይሮም እዮም እሞ ብትንሣኤ ምዉታን ሰበይቲ አይንኦም እያ ኽትከውን?
1.229343
"Webapūtula ñeni yabo ne pa mfulo ya kwivwanija buluji bwa Bisonekwa."
"ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ኬስተውዕልዎ፡ ኣእምሮኦም ከፈተሎም።
1.229109
Napali ici Yesu atile ati "Lelo ulwabushiku bulya nakashita takuli uwaishiba nangu nibamalaika ba mumulu nangu mwana kano Tata."
የሱስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ "ብዛዕባ እታ መዓልቲ እቲኣን እታ ሰዓት እቲኣን፡ ኣቦ ጥራይ እምበር፡ መላእኽቲ ሰማያት ኰኑ ወይስ ወዲ ዀነ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጥ የልቦን" ኢሉ ነይሩ እዩ።
1.228962
Fyonse fyalipusene ne fyo twabeleshe ilyo twali ku North America.
ኵሉ ነገር ካብቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝለመድናዮ እተፈልየ እዩ ነይሩ።
1.22882
Ku ca kumwenako, yalilanda pa kuboko imiku iingi sana.
ንኣብነት፡ ኢድ ኣማእታት ግዜ ተጠቒሱ ኣሎ።
1.228488
5 Umbajinji, tufwaninwe kwakamwa Leza.
5 መጀመርታ: ንኣምላኽ ክንፈርሆ ኣሎና።
1.228039
Tala myanda imo ilombwelwe mu Kinenwa kya Leza.
ኣብ ቃል ኣምላኽ ተጠቒሱ ዚርከብ ገሊኡ ምልክታት እስከ ንርአ።
1.227698
Lesa Ristig
እግዚኣብሔር መሓሪ፣ ይቕረ በሃሊ እዩ" በልዎም።
1.227599
Ici calengele abantu abengi ukumutetekela.
ንብዙሓት ሰባት ካብ ዘይምእማን ናብ እምነት ኣምጽኡ ።
1.227285
Bāsapwidilwe amba: "Bantu bonsololo bapanopanshi bakamona byodi wityilwa pa dijina dya Yehova; kadi bakakukwatwa moyo."
ኵሎም ህዝብታት ምድሪ ኸኣ፡ ብስም እግዚኣብሄር ከም እተጸዋዕካ ይርእዩ እሞ፡ ይፈርሁኻ።
1.227128
Pa numa ya fikuko 9 ifyaponene mu Egupti, Farao asokele Mose ukuti: "Wikesha ukumona icinso candi na kabili, pantu mu bushiku ukamona icinso candi ukafwa."
ግብጺ ብትሽዓተ መዓት ምስ ተወቕዐት፡ ፈርኦን ንሙሴ፡ "ገጸይ ምስ እትርኢ መዓልቲ ኽትመውት ኢኻ እሞ፡ መሊስካ ገጸይ ከይትርኢ ንርእስኻ ተጠንቀቕ" በሎ።
1.226965
2 Mose aliile ku Egupti no kweba Farao ifyo Lesa amwebele, kabili Farao alikalipe icine cine.
2 ሙሴ ናብ ግብጺ ኸይዱ፡ መልእኽቲ ኣምላኽ ኣወጀ፣ ፈርኦን ድማ ተቘጥዐ።
1.226949
Tulacingilila Imitima Yesu 37.
ንልብና ንሓልዎ 37.
1.226876
Ponka'po wāsangula wandi mwana.
" ብኡብኡ ኸኣ ንወዳ ኣተንስኦ።
1.226874
umusha wa cishinka kabili uwashilimuka 111
እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ 111
1.22669
Twikankamikei Batwe Bene na Bene, 'Nakampata Pano Po Pene'
ንሓድሕድና "ብዝያዳ" ንተባባዕ
1.226583
Bushe nga twalitemwa Lesa, tulingile ukulamona shani ukulongana?
ንኣምላኽ ነፍቅሮ እንተ ዄንና፡ ንኣኼባታትና ብኸመይ ኢና እንርእዮ፧
1.226074
Nalibelengele uku kusesema imiku ne miku.
ነቲ ትንቢት ደጋጊመ እየ ኣንቢበዮ።
1.225843
'Lekeni Ulubuuto Lwenu Lubalike' 83.
'ብርሃንኩም ይብራህ' 83.
1.225813
Lelo i ani upityile bonso mu kupāna byabuntu mūlu ne pano panshi?
ኣብ ዩኒቨርስ እቲ ዝለዓለ ወሃብ ውህበት መን እዩ፧
1.225728
Tufwile Ukuilama 122.
ርእስና ኽንገትእ ኣሎና 122.
1.22568
Palameni kuli Lesa;
ናብ ኣምላኽ ድማ ብዝያዳ ቕረብ።
1.225627
Uli Na Back-Up iwe Alah!
v ክቡር ሆይ !
1.224715
Natulangilile, belengeni Yobo 26:7.
ንኣብነት፡ እዮብ 26:7 እስከ ንውሰድ።
1.224505
Inoko, enka mokyādi kikadile pa kala, Leza mwine ye wādi utonga kitatyi kya kulwa divita ne mwine ufwaninwe kulwa.
ይኹን እምበር፡ ልክዕ ከምቲ ጥንቲ እተራእየ፡ ውግእ መዓስ ከም ዚግበርን መን ከም ዚዋጋእን ኣምላኽ ጥራይ እዩ ዚውስን ነይሩ።
1.224281
October 2015 _ Amepusho Yatatu ayo Abantu Bengatemwa Ukwipusha Lesa
, ጥቅምቲ 2015 _ ሰባት ንኣምላኽ ኪሓትትዎ ዚደልዩ 3 ሕቶታት
1.224061
Abafwa abengi bakabuuka no kwikala pano pene pe sonde.
መብዛሕትኦም ምዉታት፡ ኣብ ምድሪ ኺትንስኡ እዮም።
1.223355
Yesu alandile pa basambi bakwe ukuti: "Bamayo na bamunyinane ni balya abomfwa icebo ca kwa Lesa no kucikonka."
የሱስ ብዛዕባ እዞም ሰዓብቱ እዚኦም፡ "ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እዞም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚገብርዎን እዮም" በለ።
1.223342
Mwanda waka tusaka kwisambila pa bimfwa bya balopwe baná ba Yuda?
ኣብነት እቶም ኣርባዕተ ነገስታት ይሁዳ እንምርምር ስለምንታይ ኢና፧
1.223238
Abatumwa na bantu bambi aba cishinka balefwaya ukulacita ifyo Lesa afwaya, lelo tacabangukiile.
ሃዋርያትን ካልኦት ቅኑዓት ሰባትን ንኣምላኽ ባህ ብዜብል መገዲ ኺመላለሱ ይደልዩ ነይሮም እዮም፣ ግናኸ፡ እዚ ቐሊል ኣይነበረን።
1.222404
Intanshi Mulefwaya Ubufumu 22.
ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ድለዩ 22.
1.222267
3 "Lesa Mupashi," kanshi te kuti tumumone.
3 "ኣምላኽ መንፈስ እዩ፣" ስለዚ፡ ክንርእዮ ኣይንኽእል ኢና።
1.222202
40 Biabia pabafikile bena Samadia kwadi, babamutekyele ashale n'abo, na bashele kwakwa mafuku abidi.
Tigr 40እቶም ሳምራውያን ከዓ ናብኡ መጺኦም ምስኣቶም ክቕመጥ ለመንዎ፤ ኣብኡ ኸዓ ኽልተ መዓልቲ ጸንሐ።
1.222114
26 Yosefe afwile aletontonkanyapo fye lyonse pali aya mashiwi.
26 ዮሴፍ ነዘን ቃላት እዚአን ብዙሕ ሳዕ ሓሲቡለን ኪኸውን ኣለዎ።
1.221685
"Bushe wali ntemwa ukucisha aba?"
"ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧"
1.221521
21 Mordekai alishibe ukuti alingile ukucitapo cimo.
21 ማርዶካይ ሓደ ነገር ኪገብር ከም ዘለዎ ፈለጠ።
1.221391
17 Ifi Maliya alukulabilapo.
17 ማርያም እንታይ ኢላ ኸም እተዛረበት።
1.221207
Baka kula amayanda no kwikalamo abene, bakalimba ifimuti fya myangashi nokulya ifitwalo fyaiko.
"ኣባይቲ ኺሃንጹን ኪነብሩለንን እዮም፣ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉን ፍሪኡ ኺበልዑን እዮም።
1.220966
4 Tontonkanyeni pa fyo ukuya ku Cibukisho kwacindama.
4 ኣብ በዓል ዝኽሪ ምእካብ ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ሕሰብ።
1.22076
Asala ukuumfwila Lesa, nga aikele umuyayaya muli Paradaise pe sonde.
ንኣምላኽ እዙዝ ኪኸውን እንተ ዚመርጽ ነይሩ፡ ኣብ ገነታዊት ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ።
1.220674
Kimfwa, bantu bamo bāivwene bibi bufundiji bwa Yesu.
ንኣብነት፡ ገሊኦም ሰባት ንትምህርትታት የሱስ ብጌጋ ተረዲኦምዎ ነይሮም እዮም።
1.220291
Baka kula amayanda no kwikalamo abene, bakalimba ifimuti fya myangashi nokulya ifitwalo fyaiko.
"ኣባይቲ ኺሰርሑን ኪነብሩለንን እዮም፡ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺተኽሉ፡ ፍሬኡውን ኪበልዑ እዮም።
1.220246
Lelo lusangukilo lwa Yesu i lwishile namani na nsangukilo mikwabo yābadikile?
ትንሳኤ የሱስ ካብቶም ቅድሚኡ ዝተንስኡ ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧
1.220029
Abafwa tabakabila ukwafwa kwesu, kabili te kuti batwafwe.
ምዉታት ሓገዝና ኣየድልዮምን፣ ኪሕግዙና እውን ኣይክእሉን እዮም።
1.219915
18 Ukutemwa kwalicila pa mibele yonse.
18 ፍቕሪ ኻብ ኵለን ባህርያት ዝዓበየት እያ።
1.219892
Nupya twamanya ukuti Danieli wapepanga lyonsi kuli Leza.
ብዘይካዚ፡ ዳንኤል ኣዘውቲሩ ናብ ኣምላኽ ይጽሊ ምንባሩ እውን ንፈልጥ ኢና።
1.219377
Ablaamu alangisha icumfwila ne kukopola abalalume bonse aba mu ng'anda yakwe
ኣብርሃም ብተኣዛዝነት ንዅሎም ቤተ ሰቡ ገዘሮም
1.219088
Nga alisalulwilepo ukumfwila baLesa, nga aalikele umuyayaya mu Paladaiso pa calo.
ንኣምላኽ እዙዝ ኪኸውን እንተ ዚመርጽ ነይሩ፡ ኣብ ገነታዊት ምድሪ ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ።
End of preview. Expand in Data Studio

Bemba-Tigrinya_Sentence-Pairs Dataset

This dataset contains sentence pairs for African languages along with similarity scores. It can be used for machine translation, sentence alignment, or other natural language processing tasks.

This dataset is based on the NLLBv1 dataset, published on OPUS under an open-source initiative led by META. You can find more information here: OPUS - NLLB-v1

Metadata

  • File Name: Bemba-Tigrinya_Sentence-Pairs
  • Number of Rows: 113617
  • Number of Columns: 3
  • Columns: score, Bemba, Tigrinya

Dataset Description

The dataset contains sentence pairs in African languages with an associated similarity score. Each row consists of three columns:

  1. score: The similarity score between the two sentences (range from 0 to 1).
  2. Bemba: The first sentence in the pair (language 1).
  3. Tigrinya: The second sentence in the pair (language 2).

This dataset is intended for use in training and evaluating machine learning models for tasks like translation, sentence similarity, and cross-lingual transfer learning.

References

Below are papers related to how the data was collected and used in various multilingual and cross-lingual applications:

[1] Holger Schwenk and Matthijs Douze, Learning Joint Multilingual Sentence Representations with Neural Machine Translation, ACL workshop on Representation Learning for NLP, 2017

[2] Holger Schwenk and Xian Li, A Corpus for Multilingual Document Classification in Eight Languages, LREC, pages 3548-3551, 2018.

[3] Holger Schwenk, Filtering and Mining Parallel Data in a Joint Multilingual Space ACL, July 2018

[4] Alexis Conneau, Guillaume Lample, Ruty Rinott, Adina Williams, Samuel R. Bowman, Holger Schwenk and Veselin Stoyanov, XNLI: Cross-lingual Sentence Understanding through Inference, EMNLP, 2018.

[5] Mikel Artetxe and Holger Schwenk, Margin-based Parallel Corpus Mining with Multilingual Sentence Embeddings arXiv, Nov 3 2018.

[6] Mikel Artetxe and Holger Schwenk, Massively Multilingual Sentence Embeddings for Zero-Shot Cross-Lingual Transfer and Beyond arXiv, Dec 26 2018.

[7] Holger Schwenk, Vishrav Chaudhary, Shuo Sun, Hongyu Gong and Paco Guzman, WikiMatrix: Mining 135M Parallel Sentences in 1620 Language Pairs from Wikipedia arXiv, July 11 2019.

[8] Holger Schwenk, Guillaume Wenzek, Sergey Edunov, Edouard Grave and Armand Joulin CCMatrix: Mining Billions of High-Quality Parallel Sentences on the WEB

[9] Paul-Ambroise Duquenne, Hongyu Gong, Holger Schwenk, Multimodal and Multilingual Embeddings for Large-Scale Speech Mining, NeurIPS 2021, pages 15748-15761.

[10] Kevin Heffernan, Onur Celebi, and Holger Schwenk, Bitext Mining Using Distilled Sentence Representations for Low-Resource Languages

Downloads last month
12

Collection including michsethowusu/bemba-tigrinya_sentence-pairs