score
float32 1.04
1.25
| Tigrinya
stringlengths 9
484
| Zulu
stringlengths 10
499
|
|---|---|---|
1.246971
|
14 ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ሃረር ኢሉ ዝረኸቦ ወራሲ ዝዀነ ወዱ ይስሃቅ እንታይ ኪገብሮ ኸም ዝነገሮ እሞ ዘክር።
|
14 Akhucabange ngalokho uZimu athi u-Abrahamu akwenze ngo-Isaka indodanakhe ebesele kuphele iminyaka eminengi ayilindele.
|
1.246376
|
ህዝብኻ ኣብ ኣኽራን ፋሕ ኢሎም ኣለዉ፣ዚእክቦም ከኣ ሓደ እኳ የልቦን።
|
Abantu bakho bahlakazekile ezintabeni, kakho obabuthayo.
|
1.245844
|
ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት፡ ናበይ ከም ዝመርሓኒ
|
Lapho Inkonzo Yesikhathi Esigcwele Eyangiholela Khona
|
1.245716
|
14 "ደቂ ሰብ ባዕሎም ጸገማቶም ኪፈትሑ ይኽእሉ እዮም።
|
14 "Abantu bangazilungisa izinkinga zabo."
|
1.245674
|
እንታይ ዓይነት ሰብ እየ ክኸውን ዝደሊ፧ - ቈሎሴ 3:10።
|
Hlobo luni lomuntu engifuna ukuba yilo? - Kolose 3:10.
|
1.245631
|
ነቲ ኣምላኽ ዝበሎ ንኣምነሉ እንተደኣ ዄንና: ምዉታት ኣይኬፍርሁናን እዮም።
|
Uma sikukholelwa lokho uNkulunkulu akushoyo, ngeke sibesabe abantu abafile.
|
1.245568
|
ኣምላኽ ንጸሎቶም ኪምልሰሎም ከሎ፡ እምነቶም ደልዲላ እያ።
|
Ukholo lwazo lwaluqina kakhulu lapho uNkulunkulu ephendula imithandazo yazo.
|
1.244576
|
ብዛዕባ ኣምላኽን ህይወትን ብዙሕ ሕቶታት ነበረኒ።
|
Nganginemibuzo eminingi ngoNkulunkulu nangokuphila.
|
1.244108
|
ብኽፉእ ዘመን ኣይኪሐፍሩን፣ ብመዓልትታት ጥሜትውን ኪጸግቡ እዮም።
|
Abayikujabha esikhathini esibi; bayakusutha ezinsukwini zendlala.
|
1.243871
|
13ኲሉ ነገር እንተ ደኣ ናብ ብርሃን ቀሪቡ ግና ይርአ፤ እቲ ንዂሉ ከም ዝርአ ዝገብር ከዓ ብርሃን እዩ።
|
13 Nje-ke zoke izinto ezambulwako* zenziwa zibonakale ngomkhanyo, ngombana zoke izinto ezenziwa zibonakale, zikukhanya.
|
1.243682
|
ነቲ ኣምላኽ፡ "ብዝሒ እኽሊ ኣብ ሃገር" ከም ዚኸውን ዘተስፈዎ ተስፋ ዚፍጸመሉ ግዜ ብሃንቀውታ ኢና እንጽበዮ።
|
Sisilindele ngabomvu isikhathi lapho okuzagcwaliseka khona isithembiso sikaNkulunkulu esithi: 'Akuthi amabele ande elizweni lonke.'
|
1.243643
|
2 ኣቤል ሎሚ ይዛረበካ ኣሎ።
|
2 U-Abela uyakhuluma nawe namuhla.
|
1.243606
|
ስለዚ፡ እተን ጉባኤታት ብእምነት ይጸንዓ፡ መዓልቲ መዓልቲ ድማ ብቝጽሪ ይውስኻ ነበራ።
|
Yeke amabandla aqiniswa ekukholweni akhula malanga woke."
|
1.242508
|
እቶም ዚፈርሁኻን ምስክራትካ ዚፈልጡን ናባይ ይመለሱ።
|
Mabaphendukele kimi abakwesabayo nabaziyo ubufakazi bakho.
|
1.241697
|
ደቅኻ ነቲ እትገብሮ ይዕዘብዎ እዮም፣ እዚ ድማ ብርግጽ ጽቡቕ ጽልዋ ኺገብረሎም እዩ።
|
Izingane zakho zizobuka lokho okwenzayo futhi ngokuqinisekile kuyoba nomthelela omuhle kuzo.
|
1.241591
|
4 ሎሚ ዘለዉ ብዙሓት ሰባት ልክዕ ከም ዳዊት እዮም።
|
4 Abaningi namuhla bafana noDavide.
|
1.241398
|
እዚ ድማ በቲ ዝረአኻዮን ዝሰማዕካዮን ኣብ ኵሉ ሰብ ምስክር ምእንቲ ኽትኮኖ እዩ።
|
ngokuba uzakuba ngufakazi wakhe kubantu bonke walokho okubonileyo nokuzwileyo.
|
1.241201
|
ሰይጣን ሓያል እኳ እንተ ዀነ፡ ዘይደለኻዮ ነገር ንኽትገብር ኬገድደካ ኣይክእልን እዩ።
|
Nakuba uSathane enamandla, akakwazi ukukuphoqa ukuba wenze izinto ongafuni ukuzenza.
|
1.240649
|
እዚ ግና ንስኻትኩም ምእንቲ ኽትድኅኑ ኢለ እየ ዝብሎ ዘሎኹ እምበር ኣነስ ምስክር ሰብ ዝቕበል ኣይኮንኩን።
|
Kepha mina angibamukeli ubufakazi kumuntu; kodwa ngisho lokhu ukuba nisindiswe.
|
1.240549
|
እቲ ምስ ፈርኦን ኪዛረቡ ኸለዉ ኸኣ፡ ሙሴ ወዲ ሰማንያ ዓመት፡ ኣሮን ድማ ወዲ ሰማንያን ሰለስተን ዓመት ኰይኖም ነበሩ።
|
UMose wayeneminyaka engamashumi ayisishiyagalombili, u-Aroni eneminyaka engamashumi ayisishiyagalombili nantathu, mhla bekhuluma kuFaro.
|
1.240369
|
ሽዑ ኣሮን ንሙሴ፡ ኣየ ጐይታይ፡ ስለቲ ብዕሽነትና ዝገበርናዮን ዝበደልናዮን፡ በጃኻ፡ ሓጢኣት ኣይተጹረና።
|
U-Aroni wathi kuMose: "O nkosi, ake ungabeki isono phezu kwethu ngalokho esikwenzile ngobuwula, nangalokho esone ngakho.
|
1.240304
|
ንዚፈርህዎ ምግቢ ይህቦም፣ ኪዳኑ ንዘለአለም ይዝክር።
|
Abamesabayo ubapha ukudla; ukhumbula njalo isivumelwano sakhe.
|
1.240139
|
17 ደቅኺ ቐልጢፎም ይምለሱ።
|
17 Amadodana akho abuyela emuva ngokushesha.
|
1.239904
|
ምሕረቱ ንዘለአለም ይነብር እዩ እሞ፣ ንጸሓይ ብመዓልቲ ዘሰልጠነ፣
|
ilanga ukuba libuse emini, ngokuba umusa wakhe umi phakade;
|
1.239711
|
14 ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ሃረር ኢሉ ዝረኸቦ ወራሲ ዝዀነ ወዱ ይስሃቅ እንታይ ኪገብሮ ኸም ዝነገሮ እሞ ዘክር።
|
14 Cabanga ngalokho uNkulunkulu atshela u-Abrahama ukuba akwenze ku-Isaka, owayeyindlalifa okwase kuphele iminyaka eyilindile.
|
1.23867
|
"ካብ ደቀይ ንላዕሊ ዜገድሰኒ ጕዳይ የልቦን።
|
"Ayikho into ebaluleke kakhulu kimi ukwedlula izingane zami.
|
1.238378
|
እላ'እለለ እላለለ እላ'ለለ እለለለለ
|
Arantsha Rayen
|
1.238173
|
ንቕዱሳት ጽሑፋት ንኽትርድኦ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።
|
Uzokusiza ukuba uqonde imiBhalo.
|
1.238037
|
'ኣቱም ህዝበይ፡ ካብኣ ውጹ' (4)
|
"Phumani kulo, bantu bami" (4)
|
1.237659
|
ከም ኣንስቲ ድማ ኪዀኑ እዮም።
|
Kwaye baya kuba nenkokheli phakathi kwabesifazane.
|
1.237467
|
ኣምላኽ ንዝደልዩ ጥራይ እዩ ዝህቦም፤ ከይሓተትካ ዝወሃበካ ነገር የልቦን
|
Ngempela,Allah inikeza amthandayo ngaphandle reckoning .
|
1.236139
|
17ምስ ረአይዎ ኸዓ ሰገዱሉ፤ ገሊኦም ግና ተጠራጠሩ።
|
17 Nabambonako, bamkhothamela, kodwana abanye bazaza.
|
1.235583
|
ነቶም ህዝቢ ድማ፡ ነታ ሳልሰይቲ መዓልቲ ተዳለዉ፡ ናብ ሰበይቲ ኸኣ ኣይትቕረቡ፡ በሎም።
|
Wayesethi kubantu: "Anoba senilungile ngosuku lwesithathu; ningasondeli kowesifazane."
|
1.233537
|
ይኹን እምበር ሓሙኡ፡ "እዚ ንስኻ እትገብሮ ዘሎኻ ነገር ኣይጽቡቕን እዩ።
|
Kodwa umukhwe wakhe wathi kuye: "Ayiyinhle le ndlela owenza ngayo.
|
1.233145
|
ኣምላኽ ኣብ ሰማይ እዩ ዘሎ፣ እቶም እሙናት መላእኽቱ ኸኣ ወትሩ ፍቓዱ ይገብሩ እዮም።
|
UNkulunkulu usezulwini, njalo izingilosi ezithembekileyo zilokhu zisenza intando yakhe.
|
1.233022
|
3 ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎም ሰብኡትን ኣንስትን እንታይ ኪገብሩ ኸም ዘለዎም ፈለጡ።
|
3 Amadoda nabesifazane abesaba uNkulunkulu babazi ukuthi kumelwe benzeni.
|
1.23284
|
ስለዚ፡ ነቲ እተንብቦ ምእንቲ ኽትርድኦ፡ ሓገዝ ሕተት።
|
Ngakho, funa usizo ukuze ukuqonde lokho okufundayo.
|
1.231391
|
ይኹን እምበር፡ እቶም ናብ ሰማይ ዚኸዱ ጥራይ ኣይኰኑን ዓስቦም ዚረኽቡ።
|
Ngeke kuvuzwe labo abaya ezulwini kuphela.
|
1.230769
|
ንብዙሓት ህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣምላኾም ክመልሶም እዩ።
|
Labanengi kubantwana bakoIsrayeli uzabaphendulela eNkosini uNkulunkulu wabo;
|
1.230486
|
ኣምላኽ ተዛሪብዎምን ምሂርዎምን እዩ።
|
UNkulunkulu wayekhuluma labo, ebafundisa.
|
1.229966
|
3 ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎም ሰብኡትን ኣንስትን እንታይ ኪገብሩ ኸም ዘለዎም ፈለጡ።
|
3 Amadoda nabafazi abasaba uZimu bebazi kuhle ukuthi yini okufuze bayenze.
|
1.229232
|
ኣብ ጃፓን እትነብር ሓንቲ ኣደ ኸምኡ እያ ገይራ።
|
Kunomma weJapan owakwenzako lokho.
|
1.229153
|
ሃዋርያ ጳውሎስ እውን፡ "ንጻድቃንን ንሓጥኣንን" ትንሳኤ ኸም ዚኸውን ገሊጹ ኣሎ።
|
Umphostoli uPawulu naye wathi kuzovuswa abantu "abalungile nabangalungile."
|
1.2288
|
ኣብ ጃፓን እትነብር ሓንቲ ኣደ ኸምኡ እያ ገይራ።
|
Umama eJapane wenza lokho kanye.
|
1.228666
|
ኰይኑ ግና፡ ኣብ ልቡ እንታይ ከም ዝነበረ ብንጹር ክንፈልጥ ንኽእል ኢና።
|
Kodwa siyakwazi ukukubona ngokucacile okwakusenhliziyweni yakhe.
|
1.228397
|
ንሱ ድማ "ስለምንታይ ደአ ዘይተስተውዕሉ፧" በሎም።
|
gabe aninakuqonda na?
|
1.228284
|
እግዚኣብሄር ንህዝቡ ኣይኪድርብዮን፣ ንርስቱ ኸኣ ኣይኪሐድጎን እዩ።
|
Ngokuba uJehova akayikulahla abantu bakhe, nefa lakhe akayikulishiya.
|
1.228274
|
በታ መዓልቲ እቲኣ ጸማማት ንቓል እቲ ጽሑፍ ኪሰምዑ፡ ኣዒንቲ ዕውራት ድማ ካብ ጽልግልግታን ጸልማትን ወጺኤን ኪርእያ እየን።
|
Ngalolo suku izithulu ziyakuzwa amazwi encwadi, namehlo ezimpumputhe ayakubona, engasenakufiphala ngesigayegaye nabumnyama.
|
1.228263
|
5ብቓል ቅብጥር ወይ እናመኽነና ብስስዐ ተደፋፊእና ኸም ዘይተዛረብናኩም ትፈልጡ ኢኹም፤ እግዚኣብሔር ከዓ ምስክርና እዩ።
|
5 Ngoba kasizange size ngamazwi ayengayo, njengoba lisazi, futhi kungeyisikho ngokufihla ubuhwaba; uNkulunkulu ungumfakazi;
|
1.227893
|
ሃዋርያት ብዛዕባ ትንሳኤ ምዉታት ኣጸቢቖም ይኣምኑ ነበሩ።
|
Abaphostoli babekholelwa ngokuqinile ovukweni lwabafileyo.
|
1.227444
|
እቲ "ዘርኢ" እቲ ድማ፡ እቲ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ንምድሓንን ንምድሪ ናብ ገነት ንኪቕይራን ዝሸሞ መድሓኒ ዝዀነ መሲሕ እዩ።
|
Leyo nzalo yayiyoba uMesiya, uMkhululi omiswe uNkulunkulu ukuba asindise abantu futhi abuyisele iPharadesi emhlabeni.
|
1.227195
|
ናይቶም ሸዉዓተ መላእኽቲ ሸዉዓቲአን መቕሠፍትታት ክሳዕ ዘዉድኣ ኸዓ ሓደኳ ናብ መቕደስ ክኣቱ ኣይከኣለን።
|
Futhi akekho owakwazi ukungena ethempelini, kuze osizini eziyisikhombisa iziNgelosi eziyisikhombisa zaphela.
|
1.22706
|
"ምዉታትካ ብህይወት ኪነብሩ እዮም" (19)
|
"Abantu bakho abafile bayophila" (19)
|
1.226901
|
8 ጸላኢኻ ኣፍቅር።
|
8 Thanda izitha zakho.
|
1.226751
|
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንዓኻን ንደቂ ሰብ ብሓፈሻን ዝገበረልኩም ነገራት ምስ እትሓስበሉ፡ ዛጊት ብዙሕ ነገራት ከም ዝገበረ ንጹር እዩ።
|
Uma uzinika isikhathi sokucabangisisa ngakho konke uNkulunkulu akwenzele kona nakwenzele sonke isintu, kuyacaca ukuthi kuningi kakhulu asekwenzile.
|
1.22668
|
ነቲ ኣቦ ዘተስፈዎ ተጸበዩ' በሎም።
|
Lindelani lokho uBaba akuthembisile.'
|
1.226187
|
ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን (18)
|
Akukho ukwesaba othandweni (18)
|
1.226019
|
17 ብስም ኣምላኽ ምምልላስ፡ እንተ ወሓደ ሰለስተ ነገራት የጠቓልል።
|
17 Ukuhamba ngegama likaNkulunkulu kuhilela okungenani izinto ezintathu.
|
1.224663
|
ኣዳምን ሄዋንን ከምኡ ምስ ገበሩ ማለት ንኣምላኽ ንኸይእዘዝዎ ብምምራጾም፡ ሓጥኡ።
|
Ngokwenza kanjalo - lapho u-Adamu no-Eva bekhetha ukungamlaleli uNkulunkulu - bona.
|
1.224529
|
ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም
|
Khumbulani Abasenkonzweni Yesikhathi Esigcwele
|
1.224415
|
13 ብግዜኡ ረድኤት ምርካብ።
|
13 Ukuthola usizo ngesikhathi siludinga.
|
1.224048
|
12 ሃብትን ክብርን ካባኻ እዩ፣+ ንስኻ ድማ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ትገዝእ ኢኻ፣+ ኣብ ኢድካ ሓይልን+ ብርታዐን+ ኣሎ፣ ኢድካ ኸኣ ንዅሉ ኸተዕብን+ ከተበርትዕን+ ትኽእል እያ።
|
Ingcebo nenkazimulo kuvela kuwe, wena ubusa phezu kwakho konke; esandleni sakho kukhona amandla nezikhwepha, esandleni sakho kukhona ukukhulisa nokunika bonke amandla.
|
1.223954
|
የግዳስ፡ "እዚ ሕማም እዚ፡ ወዲ ኣምላኽ ብእኡ ምእንቲ ኪኸብር፡ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ንሞት ኣይኰነን" በለ።
|
Kunalokho uthi: "Injongo yalokhu kugula ayikhona ukufa, kodwa iwukuba kukhazinyuliswe uNkulunkulu, ukuze iNdodana kaNkulunkulu ikhazinyuliswe ngakho."
|
1.223718
|
በብመዓልቱ ናብኡ ብጸሎት ኪቐርብ ከለኹ፡ ሰላም ኣምላኽ ንልበይ ይሕልዎ ነይሩ።
|
Ukuthula kukaNkulunkulu kwavikela inhliziyo yami lapho ngithandaza kuye nsuku zonke.
|
1.223595
|
እዚ ቦታ ኣምልኾና እዩ
|
Le Yindawethu Yokulotjha UZimu
|
1.223526
|
ናብ ልዕሊ ኸረን ሲና ኸአ ወረድካ፡ ካብ ሰማይ ድማ ተዛረብካዮም።
|
Wehlela phezu kwentaba yeSinayi, wakhuluma labo usemazulwini,
|
1.223219
|
እቶም ብየሱስ ዚኣምኑን ብእኡ ዚመላለሱን ሰባት እንታይ ዓስቢ ኣለዎም፧
|
Bayozuzani labo abanokholo kuJesu nabalubonisa ngezenzo?
|
1.223211
|
ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ጽባሕ ይጭነቑ እዮም።
|
Abantu abaningi bakhathazekile ngekusasa.
|
1.223041
|
የሱስ፡ "እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ" በለ።
|
UJesu wathi: 'Lowo oma aqine kuze kube sekupheleni uzasindiswa.'
|
1.222989
|
"የሆዋ ንዅሎም እቶም ዚጽውዕዎ፡ ንዅሎም እቶም ብሓቂ ዚጽውዕዎ ቐረባኦም እዩ።
|
Ithi: "UJehova useduze kulabo abacela kuye, kubo bonke abacela kuye ngeqiniso.
|
1.222889
|
ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን (18)
|
Kakukho ukwesaba ethandweni (18)
|
1.222233
|
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት እንተ ደኣ ዄንካ፡ ነቲ ሙሴ ዝሓደጎ ኣብነት ሕሰበሉ።
|
Uma uzithola ukulesi simo, cabanga ngesibonelo sikaMose.
|
1.22101
|
ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ወይ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ዋላ ሓንቲ ፍልጠት ኣይነበረንን።
|
Ngangingayazi injongo kaNkulunkulu ngomhlaba nangabantu.
|
1.220698
|
እቲ ብኣታቶም ብሕቡእ ዚግበር ንምዝራቡ እኳ ነውሪ እዩ።
|
12 Ngombana izinto azenza emsitheleni ziyahlazisa ngitjho nokukhuluma ngazo.
|
1.22068
|
ስለዚ፡ የሱስ፡ "ኣዒንትኹም ዚርእያ፡ ኣእዛንኩም ከኣ ዚሰምዓ እየን እሞ፡ ሕጉሳት እየን።
|
Nakhu uJesu akutjho kibo: "abusisiwe ['ayathaba,' NW] amehlwenu ngombana ayabona, neendlebe zenu ngombana ziyezwa."
|
1.220607
|
"የማታውቁም ብትኾኑ
|
Cha niyadelela kodwa yazi,
|
1.220314
|
ኣይርላንድ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ኽሳዕ ክንደይ እተፈልየት ከም ዝዀነት ኣይንፈልጥን ኢና ኔርና።
|
Sasingazi ukuthi i-Ireland ihluke kangakanani kuneNgilandi.
|
1.21991
|
እዚ ኸአ ንሱን ኩሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩን በቲ ኺገፉ ኸለዉ ዝኃዝዎ ዓሣ ስለ ዝተገረሙ እዩ።
|
Ngokuba ubehlelwa ngukwesaba, yena kanye nabo bonke ababe naye, ngobuningi bezinhlanzi ababezibambile,
|
1.21965
|
22ኢየሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዙይ በሎም፦ ካብ መዓልትታት ወዲ ሰብ ሓንቲ ኽትርእዩ እትምነዩለን መዓልትታት ክመጻ እየን፤ ግና ኣይትርእዩን ኢኹም።
|
Wayesethi kubafundi bakhe: "Kuzakufika izinsuku, lapho niyakufisa ukubona lube lunye lwezinsuku zeNdodana yomuntu, kepha aniyikulubona.
|
1.219157
|
ንብዙሓት ካብ ህዝቢ እስራኤል ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኾም ክመልሶም ኢዩ።
|
Labanengi kubantwana bakoIsrayeli uzabaphendulela eNkosini uNkulunkulu wabo;
|
1.218654
|
ንዓመታት ዚኣክል ብዛዕባ ጥዕናን ድሕንነትን ስድራ ቤተይ ጸልየ እየ።
|
Kwase kuphele iminyaka ngithandazela impilo nenhlalakahle yomndeni wakithi.
|
1.218391
|
ቀጺሉ፡ "ጐይታኹም በየነይቲ መዓልቲ ኸም ዚመጽእ ኣይትፈልጡን ኢኹም" ከምኡውን "ወዲ ሰብ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጽእ እዩ" ብምባል፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ንዚነብሩ ሰባት ኪነቕሑ ተማሕጸኖም።
|
Wathi: "Anazi ukuthi iNkosi yenu iza ngaluphi usuku," wathi futhi, "INdodana yomuntu iza ngehora eningalicabangi."
|
1.218377
|
ሽዑ፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ።
|
Khona-ke isifiso, lapho sesakhekile, sizala isono."
|
1.21828
|
"ንማይክ ንዓመታት ዚኣክል እየ ዝፈልጦ።
|
"Besengineminyaka ngimazi uMike.
|
1.21816
|
3 ፈርኦን ከኣ ንኣሕዋቱ፡ "ስራሕኩም እንታይ እዩ፧" በሎም።
|
3UFaro wasesithi kubafowabo: Iyini imisebenzi yenu d ?
|
1.217876
|
ድሕሪ ሽዱሽተ ወርሒ፡ ክኢላ ሰራሕተኛ ዚኸውን መን እዩ፧ ኣሌክስ ወይስ ብራያን፧
|
Ezinyangeni eziyisithupha kusukela manje, ubani oyoba isisebenzi esinekhono - u-Alex noma uBrian?
|
1.217712
|
እቶም ኣምለኽቲ፡ ፈለማ ኣእዳዎምን ኣፎምን ብምሕጻብ ኣካላቶም የንጽሁ።
|
Abakhulekelaba bathoma ngokuzihlwengisa ngokuthi bahlambe izandla nemilomo yabo.
|
1.21757
|
ድሕሪኡ፡ እቶም ኣርባዕተ መላእኽቲ ነቲ ንፋሳት ጥፍኣት ኪፍንውዎ እዮም፣ ዓባይ ባቢሎን ድማ ክትጠፍእ እያ።
|
Ngemva kwalokho, iingilozi zizokutjhaphulula imimoya yembhubhiso, begodu iBhabhele elikhulu lizokubhujiswa.
|
1.217459
|
እላ'እለለ እላለለ እላ'ለለ እለለለለ
|
Rantau Ngili
|
1.217078
|
ሚያዝያ 2014 _ ስለምንታይ እየ ብህይወት ዝነብር፧ - ብህይወት እትነብረሉ ሰለስተ ምኽንያት
|
Ephreli 2014 _ Ngisaphilelani Nje? - Izizathu Ezintathu Zokuqhubeka Uphila
|
1.217009
|
እቲ ዜሕዝን ግና፡ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዝነበሮም ዕርክነት ኣጥፊኦምዎ እዮም።
|
Nokho, ngokudabukisayo yalahlekelwa ubuhlobo bayo noNkulunkulu.
|
1.216923
|
ጥሪ 2015 _ ህይወት ብኸመይ ጀሚሩ፧
|
January 2015 _ Ukuphila Kwaqala Kanjani?
|
1.216564
|
ኤዶማውያን ድማ ናብ ኤላት ኣትዮም፡ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ሒዞምዋ ኣለዉ።
|
Futhi Idumeans wangena e-Elati, futhi baye baphila khona, kuze kube yilolu suku.
|
1.216175
|
ወዲ ሰብ ንዝጠፍኡ ክደልን ከድኅንን መጽአ።
|
Ngoba iNdodana yomuntu ize ukudinga lokusindisa okulahlekileyo.
|
1.216162
|
ጐይታና ዓብዪ እዩ፣ ሓይሉ ብርቱዕ እዩ፣ ምስትውዓሉ ወሰን የብሉን።
|
Inkulu iNkosi yethu, inamandla amakhulu; Ingqondo yayo ayiphele ndawo.
|
1.21602
|
ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ንዓይ ይጽልዩለይ ከም ዝነበሩ እፈልጥ እየ" በለት።
|
Ngiyazi ukuthi kunabazalwana abangithandazelako ephasini loke."
|
1.215871
|
ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቕረ በለሎም፤ በለ።
|
Bababathethelele abakwazi abakwenzayo,
|
1.215868
|
የሱስ ቀጺሉ፡ "ገና ብዙሕ ዝነግረኩም ኣሎኒ፣ ግናኸ፡ ሕጂ ኽትጾርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም" በሎም።
|
INkosi uJesu yathi, "Ngisenezinto eziningi engingazisho kini, kodwa ningekwazi ukuzithwala manje.
|
1.215813
|
የሆዋ ኻብ ጥሪ 1957 ኣትሒዙ ብፍሉይ መገዲ ሓጊዙኒ እዩ።
|
UJehova uye wangisiza ngendlela ekhethekile kusukela ngo-January 1957.
|
1.215811
|
ጥሪ 2013 መወዳእታ ዓለም ኬፍርሃካ ይግባእዶ፧
|
January 2013 _ Ingabe Kufanele Ukwesabe Ukuphela Kwezwe?
|
Tigrinya-Zulu_Sentence-Pairs Dataset
This dataset contains sentence pairs for African languages along with similarity scores. It can be used for machine translation, sentence alignment, or other natural language processing tasks.
This dataset is based on the NLLBv1 dataset, published on OPUS under an open-source initiative led by META. You can find more information here: OPUS - NLLB-v1
Metadata
- File Name: Tigrinya-Zulu_Sentence-Pairs
- Number of Rows: 251069
- Number of Columns: 3
- Columns: score, Tigrinya, Zulu
Dataset Description
The dataset contains sentence pairs in African languages with an associated similarity score. Each row consists of three columns:
score: The similarity score between the two sentences (range from 0 to 1).Tigrinya: The first sentence in the pair (language 1).Zulu: The second sentence in the pair (language 2).
This dataset is intended for use in training and evaluating machine learning models for tasks like translation, sentence similarity, and cross-lingual transfer learning.
References
Below are papers related to how the data was collected and used in various multilingual and cross-lingual applications:
[1] Holger Schwenk and Matthijs Douze, Learning Joint Multilingual Sentence Representations with Neural Machine Translation, ACL workshop on Representation Learning for NLP, 2017
[2] Holger Schwenk and Xian Li, A Corpus for Multilingual Document Classification in Eight Languages, LREC, pages 3548-3551, 2018.
[3] Holger Schwenk, Filtering and Mining Parallel Data in a Joint Multilingual Space ACL, July 2018
[4] Alexis Conneau, Guillaume Lample, Ruty Rinott, Adina Williams, Samuel R. Bowman, Holger Schwenk and Veselin Stoyanov, XNLI: Cross-lingual Sentence Understanding through Inference, EMNLP, 2018.
[5] Mikel Artetxe and Holger Schwenk, Margin-based Parallel Corpus Mining with Multilingual Sentence Embeddings arXiv, Nov 3 2018.
[6] Mikel Artetxe and Holger Schwenk, Massively Multilingual Sentence Embeddings for Zero-Shot Cross-Lingual Transfer and Beyond arXiv, Dec 26 2018.
[7] Holger Schwenk, Vishrav Chaudhary, Shuo Sun, Hongyu Gong and Paco Guzman, WikiMatrix: Mining 135M Parallel Sentences in 1620 Language Pairs from Wikipedia arXiv, July 11 2019.
[8] Holger Schwenk, Guillaume Wenzek, Sergey Edunov, Edouard Grave and Armand Joulin CCMatrix: Mining Billions of High-Quality Parallel Sentences on the WEB
[9] Paul-Ambroise Duquenne, Hongyu Gong, Holger Schwenk, Multimodal and Multilingual Embeddings for Large-Scale Speech Mining, NeurIPS 2021, pages 15748-15761.
[10] Kevin Heffernan, Onur Celebi, and Holger Schwenk, Bitext Mining Using Distilled Sentence Representations for Low-Resource Languages
- Downloads last month
- 12