score
float32 1.04
1.25
⌀ | Amharic
stringlengths 8
487
⌀ | Tigrinya
stringlengths 10
492
⌀ |
|---|---|---|
1.249998
|
ለዘላለም ምስጋና እናቀርብልሃለን፤
|
ንዘለኣለም ከነመስግነካ ኢና፣
|
1.249575
|
ይህ ጥቅስና ሌሎች ተመሳሳይ ተስፋዎች የአምላክ ሕዝቦች በቡድን ደረጃ ደኅንነታቸው የተጠበቀ እንደሚሆን ዋስትና ይሰጣሉ።
|
እዝን ካልእ ተመሳሳሊ መብጽዓታትን፡ ህዝቢ ኣምላኽ ብደረጃ ጕጅለ ንዚህልዎም ድሕንነት ዜረጋግጽ እዩ።
|
1.248935
|
እናንተ ከዚህ ዓለም ናችሁ፤ እኔ ከዚህ ዓለም አይደለሁም" በማለት አስረዳቸው።
|
ንስኻትኩም ካብዛ ዓለም እዚኣ ኢኹም፣ ኣነ ኻብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰንኩን" በሎም።
|
1.248877
|
መልካም ስም ከብዙ ባለጠግነት ይሻላል፥ መልካምም ሞገስ ከብርና ከወርቅ ይበልጣል.
|
ጽቡቕ ስም ካብ ብዙሕ ሃብቲ ይሕረ፡ ሞገስ ከኣ ካብ ብሩርን ወርቅን ይበልጽ።
|
1.248208
|
ከእነሱም ጋር ቃል ኪዳን ገባሽ።
|
ምሳታቶም ድማ ኪዳን ኣቲኺ።
|
1.248003
|
ከዚያም በአምላክ ፊት ጥሩ ሕሊና ይዘው ለመመላለስ የሚያስችል ውሳኔ ማድረግ ይኖርባቸዋል።
|
ብድሕርዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሰናይ ሕልና ዓቂቦም ኪኸዱ ዜኽእሎም ውሳነ ኺገብሩ ኣለዎም።
|
1.247701
|
የሚሰብኩት መልእክትና የሚሰብኩበት ምክንያት
|
ዚሰብክዎ መልእኽትን ስለምንታይ ከም ዚሰብክዎን
|
1.247697
|
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀ ሐይ ይበራሉ።
|
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
|
1.246305
|
በየዕለቱ ወደ እሱ እጸልይ ስለነበር የአምላክ ሰላም ልቤን ጠብቆልኛል።
|
በብመዓልቱ ናብኡ ብጸሎት ኪቐርብ ከለኹ፡ ሰላም ኣምላኽ ንልበይ ይሕልዎ ነይሩ።
|
1.244974
|
አዳም አምላክን ለመታዘዝ ቢመርጥ ኖሮ በገነት ውስጥ ለዘላለም ይኖር ነበር።
|
ኣዳም ንኣምላኽ ኪእዘዝ እንተ ዚመርጽ፡ ኣብ ገነት ንዘለኣለም ኪነብር ምኸኣለ ነይሩ።
|
1.243377
|
ባየኸውና በሰማኸው በሰው ሁሉ ፊት ምስክር ትሆንለታለህና።
|
እዚ ድማ በቲ ዝረአኻዮን ዝሰማዕካዮን ኣብ ኵሉ ሰብ ምስክር ምእንቲ ኽትኮኖ እዩ።
|
1.242816
|
"ይሖዋ በእኔና በአንተ፣ በዘሮቼና በዘሮችህ መካከል ለዘላለም ይሁን።
|
"የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ ዘርአይን ኣብ መንጎ ዘርእኻን ንዘለኣለም ይኹን።
|
1.241793
|
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀሐይ ይበራሉ።
|
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
|
1.241793
|
በዚያን ጊዜ ጻድቃን በአባታቸው መንግሥት እንደ ፀሐይ ይበራሉ።
|
ጻድቃን ግና ኣብታ መንግሥቲ ኣቦኦም ከም ፀሓይ ክበርሁ ክደምቑ እዮም ይብል።
|
1.240869
|
አምላክ ሴሰኞችንና አመንዝሮችን ይፈርድባቸዋል.
|
ንኣመንዝራታትን ንዘመውትን ግና እግዚኣብሔር ክፈርዶም እዩሞ።
|
1.240709
|
18ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አለ፤ "የእግዚአብሔር መንግሥት ምን ትመስላለች?
|
18ድኅርዙይ ኢየሱስ ከምዙይ በለ፦ መንግሥቲ እግዚኣብሔር እንታይ ትመስል?
|
1.240606
|
29 እነሱ ግን "ቀኑ እየተገባደደና ምሽቱ እየተቃረበ ስለሆነ እኛ ጋር እደር" ብለው አጥብቀው ለመኑት።
|
29ንሳቶም ግና መስዩ እዩ፤ ፀሓይውን ዓሪባ እያ እሞ ምሳና ኅደር ኢሎም ኣጥቢቖም ለመንዎ፤ ንሱ ኸዓ ምስኣቶም ክኃድር ኣተወ።
|
1.240549
|
የቃልህ መጀመሪያ እውነት ነው፥ የጽድቅህንም ፍርድ ሁሉ ለዘላለም ነው።
|
ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ፣ ኵሉ ፍርዲ ጽድቅኻ ድማ ንዘለአለም ይነብር።
|
1.23968
|
እሱ የሁሉ ነገር ፈጣሪ ነው፤ ያም ቢሆን አብዛኞቹ ሰዎች ስለ እሱ ያላቸው እውቀት በጣም አነስተኛ ነው።
|
ንሱ ፈጣሪ ዅሉ ነገራት እኳ እንተ ዀነ፡ ሓያሎ ሰባት ግና ብዛዕባኡ ብዙሕ ኣይፈልጡን እዮም።
|
1.239022
|
ስምህን የሚፈሩትን ሰዎች ርስት ሰጥተኸኛል።
|
ርስቲ እቶም ስምካ ዚፈርሁ ሂብካኒ ኣለኻ።
|
1.238523
|
ሁሉንም በጥበብ ሠራህ" ብሏል።
|
ንዅሉ ብጥበብ ጌርካዮ።
|
1.237934
|
17 ኢየሱስ "ትንሣኤና ሕይወት እኔ ነኝ።
|
17 የሱስ፡ "ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ።
|
1.23776
|
ዘመኑ ቀርቦአልና የዚህን መጽሐፍ ትንቢት ቃል በማኅተም አትዝጋው።
|
ድማ፡ እቲ ጊዜ ቐረባ እዩ እሞ፡ ንቓል ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ኣይትሕተሞ።
|
1.237639
|
የሚሰብኩት መልእክትና የሚሰብኩበት ምክንያት
|
ዚሰብክዎ መልእኽትን ስለምንታይ ከም ዚሰብክዎን
|
1.237625
|
እንደ ዔሳው አትሁኑ
|
ከም ኤሳው ኣይትኹን
|
1.237395
|
ወንድማችሁን እንኳ ሳይቀር አትመኑ።
|
ንሓውኩም እውን ኣይትእመንዎ።
|
1.237067
|
17 ባዩትም ጊዜ ሰገዱለት፤ የተጠራጠሩ ግን ነበሩ።
|
17ምስ ረአይዎ ኸዓ ሰገዱሉ፤ ገሊኦም ግና ተጠራጠሩ።
|
1.236823
|
እንዲህ በማለት፦ ‹‹ጋኔንና ሰውንም፣ሊገዝዙኝ እንጅ ለሌላ አልፈጠርኳቸውም።
|
"ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን"
|
1.236617
|
46 እነዚያም ወደ ዘላለም ቅጣት ይሄዳሉ ፥ ጻድቃን ግን ወደ ዘላለም ሕይወት ይሄዳሉ።
|
46 እዚኣቶም ናብ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት፡*+ ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪኸዱ እዮም።
|
1.236601
|
በገንዘብ ሊገዙ የማይችሉ ነገሮች፣ 10/13
|
ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ነገራት፡ 10/13
|
1.236333
|
እግዚአብሔር ዓላማ እና ዕቅድ አለው።
|
እግዝኣብሄር ናይ ዕላማን መደብን ኣምላኽ እዩ።
|
1.236198
|
የአምላክን እርዳታ በምትፈልግበት ጊዜ ስለ ጉዳዩ ወደ እሱ ጸልይ።
|
ሓገዝ ኣብ ዜድልየካ እዋን ከኣ፡ ብዛዕባ እቲ ጕዳይ ናብ ኣምላኽ ጸሊ።
|
1.235958
|
የታመሙትን ፈውሷል፤ የሞቱትንም እንኳ አስነስቷል።
|
ብዘይካዚ፡ ንሕሙማት ኣሕውዩን ንምዉታት ኣተንሲኡን እዩ።
|
1.235731
|
ሙሴ ከራሱ አልፎ የሌሎችን እምነት ለማጠናከርም ጥረት ያደርግ ነበር።
|
ሙሴ ንኻልኦት ሰባት እውን እምነቶም ከም ዜደልድሉ ኺገብሮም ይጽዕር ነይሩ እዩ።
|
1.235247
|
17 ወንዶች ልጆችሽ ፈጥነው ይመለሳሉ።
|
17 ደቅኺ ቐልጢፎም ይምለሱ።
|
1.235184
|
ለካ አላህ ከባሮቹ ለሚሻው ሰው ሲሳይን ያሰፋል፤ ያጠባልም።
|
እምብኣርስኸ ንዝደለዮ ይምሕሮ፡ ንዝደለዮውን የትርሮ እዩ።
|
1.235021
|
ከዚያም ምኞት ከፀነሰች በኋላ ኃጢአትን ትወልዳለች።
|
ሽዑ፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ።
|
1.235001
|
"ፈጣሪህን አስብ።
|
"ንፈጣሪኻ ዘክሮ።
|
1.234665
|
ለሕዝቤ ዓመፃቸውን፣ለያዕቆብ ቤት ኃጢአታቸውን አውጅ።
|
ንህዝበይ ዕልወቶም፡ንቤት ያእቆብ ድማ ሓጢኣቶም ንገሮም።
|
1.232734
|
በዚህ ምድር ላይ ያለው ሕይወት በሙሉ ከመጥፋቱ በፊት አምላክ ምድርን እያጠፉ ያሉትን ለማጥፋት ጣልቃ ይገባል።
|
ኣብ ምድሪ ዘሎ ዅሉ ህይወት ቅድሚ ምጽናቱ፡ ኣምላኽ ጣልቃ ብምእታው ነቶም መጥፋእቲ ምድሪ ኼጥፍኦም እዩ።
|
1.232662
|
14 ኢየሱስም "አንተ ሰው፣ በእናንተ መካከል ፈራጅና ዳኛ እንድሆን ማን ሾመኝ?
|
14ኢየሱስ ከዓ ኣታ ሰብኣይ ኣባኻትኩምከ ዳኛን መማቐልን ገይሩ መን ሸመኒ?
|
1.232448
|
ከዚያም ይሖዋ ሙሴን "ይህ ሕዝብ የሚንቀኝ እስከ መቼ ነው?
|
ሽዑ፡ የሆዋ ንሙሴ፡ "ክሳዕ መኣዝከ እዮም .
|
1.231688
|
11 የሰው ልጅ የጠፋውን ለማዳን መጥቶአልናና።
|
11 ወዲ ሰብ ንዝጠፍኤ ኼድሕን መጺኡ ኣሎ እሞ፡
|
1.23133
|
እሱም ታላቅ ይሆናል፤ የልዑሉም አምላክ ልጅ ይባላል፤ .
|
ንሱ ዓብዪ ኪኸውን፡ ወዲ እቲ ልዑል እውን ኪብሃል እዩ፣ .
|
1.231153
|
አንተ ረዳቴና ረዳት ናቸው.
|
ንስኻ ረዳእየይን መናገፍየይን ኢኻ፣+
|
1.231021
|
ውኃውም እስከ አሥረኛው ወር (በእኛ እስከ ጥር) ድረስ ይጐድል ነበር።
|
እቲ ማይ ከኣ ክሳዕ ዓስረይቲ ወርሒ እናጐደለ ኸደ።
|
1.230848
|
ያም ቢሆን አምላክ ፈቃዱን ለማስፈጸም ታላቅ ኃይሉን እንደሚጠቀም ማስተዋላችን አይቀርም።
|
ይኹን እምበር፡ ኣምላኽ ነቲ ዓብዪ ሓይሉ ተጠቒሙ ፍቓዱ ብርግጽ ከም ዚፍጽም ከነስተውዕል ንኽእል ኢና።
|
1.230795
|
'ሕዝቤ ሆይ፣ ከእሷ ውጡ' (4)
|
'ኣቱም ህዝበይ፡ ካብኣ ውጹ' (4)
|
1.23069
|
በምድርም ላይ በእስራኤል ተራሮች ላይ አንድ ሕዝብ አደርጋቸዋለሁ፥ አንድ ንጉሥም በሁላቸው ላይ ይነግሣል፤ ከዚያ ወዲያ ሁለት ሕዝብ አይሆኑም፥ ከዚያ ወዲያም ሁለት መንግሥቶች ሆነው አይለዩም።
|
22 ኣብታ ምድሪ፡ ኣብ ኣኽራን እስራኤል ሓደ ህዝቢ ኽገብሮም እየ፣+ ኣብ ልዕሊ ዅላቶም ከኣ ሓደ ንጉስ ኪነግሶም እዩ፣+ ደጊም ድማ ክልተ ህዝቢ ኣይኪዀኑን እዮም፣ ደጊም እውን ኣብ ክልተ መንግስቲ ኣይኪምቀሉን እዮም።
|
1.230465
|
9 ስለዚህ የአምላክ ሕዝብ የሰንበት እረፍት ገና ይቀረዋል።
|
9 እምበኣር፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ዕረፍቲ ሰንበት ተሪፋትሎም ኣላ።
|
1.230328
|
ሙታንን፣ ታላላቆችንና ታናናሾችን በዙፋኑ ፊት ቆመው አየሁ፤ መጻሕፍትም ተከፈቱ።
|
"ምዉታት ድማ፡ ዓበይትን ንኣሽቱን፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ደው ኢሎም ረኣኹ፣ ጥቕላላት መጻሕፍቲ እውን ተቐልዐ።
|
1.230299
|
ሕዝብህ በተራሮቹ ላይ ተበታትነዋል፤የሚሰበስባቸውም የለም።
|
ህዝብኻ ኣብ ኣኽራን ፋሕ ኢሎም ኣለዉ፣ዚእክቦም ከኣ ሓደ እኳ የልቦን።
|
1.230219
|
እኔና አባቶቼ በምድር አሕዛብ ሁሉ ያደረግነውን አላወቃችሁምን?
|
ኣነን ኣቦታተይን ንዂሎም ህዝብታት ሃገራት ዝገበርናዮምዶ ኣይፈለጥኩምን?
|
1.230074
|
17 ፈቃዱን ሊያደርግ የሚወድ ቢኖር፥ እርሱ ይህ ትምህርት ከእግዚአብሔር ቢሆን ወይም እኔ ከራሴ የምናገር ብሆን ያውቃል።
|
Tigr 17ፍቓዱ ኽገብር ዝደሊ እንተልዩ ትምህርተይ ካብ እግዚኣብሔር እምበር ካባይ ከምዘይ ኮነ ኽፈልጥ ይኽእል እዩ።
|
1.229107
|
22ስለዚህ በልሳን መናገር ለማያምኑ የሚሆን ምልክት እንጂ ለሚያምኑ አይደለም፤ ትንቢት ግን ለሚያምኑ እንጂ ለማያምኑ አይደለም።
|
22ስለዙይ ብቛንቋታት ምዝራብ ነቶም ዝኣምኑ ዘይኮነስ ነቶም ዘየኣምኑ ምልክት እዩ፤ ትንቢት ከዓ ነቶም ዘይኣምኑ ዘይኮነስ ነቶም ዝኣምኑ እዩ።
|
1.229018
|
13 የሰው ልጆች ከተፈጠሩበት ጊዜ አንስቶ የአምላክን ስም ያውቁ ነበር።
|
13 ሰባት ንስም ኣምላኽ ካብ እዋን ፍጥረት ኣትሒዞም ይፈልጥዎ ነይሮም እዮም።
|
1.229007
|
ስለዚህ፥ እነሆ፥ የሰላሜን ቃል ኪዳን እሰጠዋለሁ።
|
ስለዚ በል እንሆ ንእኡ ናይ ሰላም ኪዳነይ እህቦ ኣለኹ።
|
1.228961
|
ክርስቲያናዊ አንድነታችን እንዲጠናከር የበኩልህን ማድረግ ትችላለህ - እንዴት?
|
ክርስትያናዊ ሓድነትና ንምድልዳል፡ እጃምካ ኸተበርክት ትኽእል ኢኻ - ብኸመይ፧
|
1.228928
|
"መንገዱ ይህ ነው" 55.
|
"እታ መገዲ እዚኣ እያ" 55.
|
1.228858
|
ከሁሉም በላይ ደግሞ በየዕለቱ ላነጋግረው የምችል በሰማይ የሚኖር አባት አለኝ።
|
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ መዓልቲ መዓልቲ ዝዛረቦ ሰማያዊ ኣቦ ኣሎኒ።
|
1.228747
|
26በእናንተ ዘንድ ግን እንዲህ አይሁን፤ ይልቁን ከእናንተ ታላቅ የሆነ እንደ ታናሽ፣ ገዥ የሆነም እንደ አገልጋይ ይሁን።
|
26ንስኻትኩም ግና ኸምኡ ኣይትኹኑ፤ ኣባኻትኩም እቲ ዓብዪ ኸም ንእሽተይ እቲ ሓለቓ ክኸውን ዝደሊ ኸም ኣገልጋሊ ይኹን።
|
1.228474
|
ሰይጣን በሰው ልጆች ላይ ከፍተኛ ተጽእኖ የሚያሳድር ኃያል መንፈሳዊ ፍጡር ነው።
|
ሰይጣን ሓያል መንፈሳዊ ፍጡር እዩ፣ ኣብ ደቂ ሰብ ድማ ሓያል ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል እዩ።
|
1.228371
|
የአምላክ ሕዝቦች ከእምነት አጋሮቻቸውና ከሌሎች ሰዎች ጋር ባላቸው ግንኙነት ረገድ ለባልንጀራቸው ፍቅር እያሳዩ ያሉት እንዴት ነው?
|
ህዝቢ ኣምላኽ ኣመንቲ ምስ ዝዀኑ ብጾቶምን ምስ ካልኦትን ኣብ ዘለዎም ርክብ ንብጻዮም ከም ዜፍቅሩ ዜርእዩ ብኸመይ እዮም፧
|
1.228199
|
14 አብርሃም ለረጅም ጊዜ ጠብቆ ያገኘውን ወራሹን ይስሐቅን በተመለከተ ምን ዓይነት ትእዛዝ እንደተሰጠው እስቲ እንመልከት።
|
14 ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ሃረር ኢሉ ዝረኸቦ ወራሲ ዝዀነ ወዱ ይስሃቅ እንታይ ኪገብሮ ኸም ዝነገሮ እሞ ዘክር።
|
1.227869
|
እስቲ ስለ ዮሴፍ፣ ሙሴና ዳዊት ለማሰብ ሞክር።
|
ብዛዕባ ዮሴፍን ሙሴን ዳዊትን እስከ ሕሰብ።
|
1.227793
|
+ 42 ይህ ነገር በመላው ኢዮጴ ታወቀ፤ ብዙዎችም በጌታ አመኑ።
|
እዚ ኣብ ኲላ ዮጴ ተፈልጠ፡ ብዙሓት ከኣ ብጐይታ ኣመኑ።
|
1.227365
|
ይቅር ባይ ሁኑ 131.
|
ይቕረ በሃልቲ ንኹን 131.
|
1.227226
|
ስለ ጽድቅ የሚሰደዱ ብፁዓን ናቸው፥ መንግሥተ ሰማይ የእነርሱ ናትና ።
|
ምእንቲ ጽድቂ ዚስደዱ፡ መንግስተ ሰማያት ናቶም እያ እሞ፡ ብጹኣን እዮም።
|
1.227183
|
17 የመጀመሪያዋም ሴት እንዲህ አለች፦ "ጌታዬ ሆይ፣ እኔና ይህች ሴት የምንኖረው አንድ ቤት ውስጥ ነው፤ እሷም ቤት ውስጥ እያለች ልጅ ወለድኩ።
|
17 እታ ቐዳመይቲ ሰበይቲ ኸምዚ በለት፦ "በጃኻ ጐይታይ፡ ኣነን እዛ ሰበይቲ እዚኣን ኣብ ሓንቲ ቤት ኢና እንነብር፣ ንሳ ኣብታ ቤት ከላ ኸኣ፡ ኣነ ወሊደ።
|
1.226921
|
መላእክት የአምላክ ቤተሰብ አባላት ናቸው።
|
መላእኽቲ ኣባላት ስድራ ቤት ኣምላኽ እዮም።
|
1.226777
|
27 እሱ ግን 'ከየት እንደመጣችሁ አላውቅም።
|
27 ንሱ ግና፡ 'ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ካበይ ምዃንኩም ኣይፈልጥን እየ።
|
1.226444
|
እንዲህ ብሏል፦ "እውነትን ለሰዎች መናገር በጣም ያስደስተኛል።
|
ከምዚ በለ፦ "ንሰባት ብዛዕባ ሓቂ ኽነግሮም ከለኹ ባህ እዩ ዚብለኒ።
|
1.225801
|
ከዚያም ቃየን ከተማ መገንባት ጀመረ፤ ከተማዋንም በልጁ በሄኖክ ስም ሰየማት።
|
ንሱ ኸኣ ከተማ ሰርሔ፡ ስም እታ ኸተማ ድማ ብስም ወዱ ሄኖክ ኣውጽኣላ።
|
1.225525
|
"አንተ ከአምላክ መንግሥት የራቅህ አይደለህም።
|
"ንስኻስ ካብ መንግስቲ ኣምላኽ ርሑቕ ኣይኰንካን።
|
1.225367
|
እኔ ግን በመካከላችሁ ያለሁት እንደ አንድ አገልጋይ ነው።
|
ኣነ ግና ኣብ ማእኸልኩም ከም ኣገልጋሊ እየ።
|
1.224199
|
"ትክክል እንደሆንኩ አውቃለሁ" (18)
|
"ቅኑዕ ከም ዝዀንኩ እፈልጥ እየ" (18)
|
1.223683
|
15 በነፃ ይቅር በል።
|
15 ብናጻ ይቕረ በል።
|
1.223565
|
ከመልካም ሽቱ መልካም ስም፥ ከመወለድ ቀንም የሞት ቀን ይሻላል።
|
ካብ ጽቡቕ ሽታ ጽቡቕ ስም ይሓይሽ፡ ካብ መዓልቲ ምላድ መዓልቲ ሞት ይበልጽ።
|
1.22308
|
" 18 ከዚያም ዮሴፍ እንዲህ ሲል መለሰለት፦ "የሕልሙ ፍቺ ይህ ነው፦ ሦስቱ ቅርጫቶች ሦስት ቀናት ናቸው።
|
18 ዮሴፍ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ "ትርጉሙ እዚ እዩ፦ እቲ ሰለስተ መሶብ፡ ሰለስተ መዓልቲ እዩ።
|
1.223024
|
'አምላክ ሕዝቡን አይጥልም' (14)
|
ኣምላኽ ንህዝቡ ኣይኪጥንጥኖን እዩ (14)
|
1.222359
|
እግዚአብሔር ፍጥረታትን የፈጠረባት ሦስተኛዋ ቀን ማግሰኞ ትባላለች።
|
እግዚአብሔር ኣብ ዕለት ሰሉስ (ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ) ንዕጽዋት ፈጢሩ።
|
1.2222
|
አምላክ ለምድር ያለው ዓላማ አልተለወጠም።
|
ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ ኣይተለወጠን።
|
1.22214
|
አምላክ ቃል በቃል ልጆች የምትወልድለት ሚስት የለውም።
|
ኣምላኽ፡ ቃል ብቓሉ ቘልዑ እትወልደሉ ሰበይቲ የብሉን።
|
1.221962
|
በተመሳሳይም የካህናት አለቆችና ጸሐፍት እርስ በርሳቸው "አይተን እናምን ዘንድ የእስራኤል ንጉሥ ክርስቶስ እስቲ አሁን ከተሰቀለበት እንጨት ይውረድ" ተባባሉ።
|
እቶም ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን እውን ንሓድሕዶም፡ "ርኢና ኽንኣምንሲ፡ ክርስቶስ ንጉስ እስራኤል ሕጂ ኻብ ጕንዲ ስቅያት ይውረድ" በሉ።
|
1.221395
|
ለሁሉም ዓይነት ሰዎች መስበክ 58.
|
ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ 58.
|
1.221125
|
ስለዚህም አቤሴሎም ወደ ቤቱ ሄደ፤ የንጉሡንም ፊት አላየም።
|
ኣቤሴሎም ከኣ ናብ ቤቱ ኸደ፡ ገጽ ንጉስ ከኣ ኣይረአየን።
|
1.220897
|
ይሁንና የአባቱን ቤትና የከተማዋን ሰዎች በጣም ስለፈራ ይህን ያደረገው በቀን ሳይሆን በሌሊት ነበር።
|
ግናኸ፡ ብመዓልቲ ኸይገብሮ ንቤተ ሰብ ኣቦኡን ንሰብ እታ ኸተማን ስለ ዝፈርሆም፡ ብለይቲ ገበሮ።
|
1.220655
|
የሚያሳዝነው አንዳንድ መላእክት በአምላክ ላይ ለማመፅ መርጠዋል።
|
እቲ ዜሕዝን፡ ገሊኦም መላእኽቲ ኻብ ኣምላኽ ኪዓልዉ መሪጾም እዮም።
|
1.220595
|
"እኔና አባቶቼ በሌሎች አገሮች ሕዝቦች ሁሉ ላይ ያደረግነውን አታውቁምን?
|
ኣነን ኣቦታተይን ንዂሎም ህዝብታት ሃገራት ዝገበርናዮምዶ ኣይፈለጥኩምን?
|
1.220142
|
ሽማግሌዎች፣ ሌሎችን ስለማሠልጠን ምን አመለካከት አላችሁ?
|
ኣቱም ሽማግለታት፡ ንኻልኦት ምስልጣን ብኸመይ ትርእይዎ፧
|
1.220089
|
፲ ወይስ ለአራቱ ሺህ ሰባቱ እንጀራ፥ ስንት ቅርጫትም እንዳነሣችሁ ትዝ አይላችሁምን?
|
ወይስ እቲ ሾብዓተ እንጌራ ነርባዕተ ሽሕ ድማ ክንደይ መሶብ ከም ዘልዐልኩም
|
1.219871
|
ፍጥረት የአምላክን ኃይል እና ጥበብ የሚገልጠው እንዴት ነው?
|
ፍጥረት ብዛዕባ ሓይልን ጥበብን ኣምላኽ ዚገልጽ ብኸመይ እዩ፧
|
1.21979
|
በመሆኑም ለሙታን ምግብ ያስቀምጣሉ።
|
ስለዚ ድማ ንምዉታት ምግቢ የቐምጡሎም።
|
1.219784
|
በዛሬው ጊዜ የአምላክ አገልጋዮች ቃል በቃል በጦርነት አይካፈሉም።
|
ሎሚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኣብ ስጋዊ ውግእ ኣይሳተፉን እዮም።
|
1.219677
|
ሐኪሙም ቶሎ ብሎ መጽሐፉን ደበቀው።
|
እቲ ሓኪም ነታ መጽሓፍ ቀልጢፉ ሓብኣ።
|
1.219674
|
ጋኔንንና ሰውንም (እኔን በብቸኝነት) እንዲያመልኩኝ እንጅ ለሌላ አልፈጠርኳቸውም።
|
"ጋኔንንና (አጋንንት) ሰብን ክግዙ እለይ እምበር ንካልእ አይፈጠርኩዎምን"
|
1.219112
|
በእግዚኣብሔር ቀኝ ቆመው.
|
ኣብ የማን ኣምላኽ እዩ ተቐሚጡ ዘሎ ።
|
1.218819
|
13 ከዚያም ይሖዋ አምላክ ሴቲቱን "ለመሆኑ ይህ ያደረግሽው ነገር ምንድን ነው?
|
13 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ነታ ሰበይቲ፡ "እዚ ዝገበርክዮ እንታይ እዩ፧" በላ።
|
1.218819
|
13 ከዚያም ይሖዋ አምላክ ሴቲቱን "ለመሆኑ ይህ ያደረግሽው ነገር ምንድን ነው?
|
13 የሆዋ ኣምላኽ ድማ ነታ ሰበይቲ፡ "እዚ ዝገበርክዮ እንታይ እዩ፧" በላ።
|
1.218599
|
እባክህ ጸሎቴን ስማ 42.
|
ጸሎተይ ስማዕ 42.
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.